https://www.youtube.com/watch?v=l-w7FjJnQI4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=l-w7FjJnQI4&feature=youtu.be
እቲ ብስም ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ዝሽቅጥ ዘሎ ናይ ሓሳባት ፍሉይነት ተጻውሮ ዘይብሉ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነቲ ንምልካዊ ምሕደራ ኢሳይያስ ብምንቃፍ ሃገረይ ኤርትራ ዘርእስቱ መጽሓፍ ዝደረሰ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ `ውን ኢሳይያስ ኣካይድኡ ክልውጥ ብድምጺ ንዝጸውዐ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብርሀ ሎሚ ንጉሆ 17 መስከረም ሃሱሳቱ ልኢኹ
https://www.youtube.com/watch?v=FLVmcs9Brm0&feature=youtu.be
The Ethiopian government has denounced overnight ethnic-based violence on the outskirts of the capital. Thousands of Ethiopians took to the streets to demonstrate on Monday. As democratic reforms launched by Prime Minister Abiy Ahmed's government slowly take shape in Ethiopia, several areas surrounding the capital Addis
ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ኣብዚ ምስ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ወግዓዊ ርክባት ብተደጋጋሚ ክሳተፍ ጀሚሩ ምህላዉ፡ ኢሳይያስ ስልጣን ናብ ዝኾነ ከሰጋግር ድሌት ዘይብሉ ስሱዕ ኳ እንተኾነ፡ ነገር እንተኸፍአ ግን ንወዱ ከረክቦ ንስልጣን የዳልዎ ኣሎ ዝብል ጥርጥረ ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ዓቢ ወዱ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ 1ይ
ዓዲ እንታይ ማለትዩ? ዓዲ መሰረት ወድ ሰብ እዩ። ካብዚ ተላዒሎም ቀዳሞት “ሰብ ኣብ ዓዱ፡ እኽሊንከ! ኣብ ዓውዱ” ኢሎም ይምስሉ። ቀደም ደቂ ዓዲ ከመይ ኢሎም ከም ዝመሓደሩ ምስ እንዝክር! ሕጂ ኣብ ምብምንታይ ሃለዋት ወይስ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዘለና ከነማዛዝን ንኸእል። እምበኣር፡ ዓዲ እንታይ ትሕዝቶ ኣለዋ? ዓዲ ዝነኣሰት
Overnight ethnic-based attacks in the outskirts of Ethiopia’s capital, Addis Ababa, resulted in the deaths of several people and caused hundreds to flee their homes. “Several lives were lost and properties damaged due to this attack,” head of the Oromia police commission, Alemayehu Ejigu, told the state
መስከረም 15/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ብርእይቶይ ኣብዚ እዋን’ዚ ብዛዕባ ኢሳያስ እንታይ ዓይነት ሰብ ምዃኑን ክሳብ ሕጂ እንታይ ከምዝበለን ዘገበረን ተተመላሊስና ክንጽብጽብ ብዙሕ ፍረ ዘለዎ ኰይኑ ኣይስምዓንን። ምኽንያቱ ኣኺሉ ዝተርፍ ፖለቲካዊ መንነት ኢሳያስ ስለዘዋህለልና ካብኡ ወጺእና ብታሪኽ ደረጃ እንዳኣዛመድና መንነትና እንተፈተሽናን እንተመዘንናን ይሓይሽ ብሃላይ ኢየ። ምኽንያቱ ቃልስና ካብ
The background Right off the bat, it must be stated that Eritreans have proved, on many historical angles, their gallantry, dedication, boldness, honesty, frankness on any aspect of Life that they consider to be their cause. It may sound an exaggeration but a FACT that
By Jon Gambrell | AP September 16 at 1:29 PM DUBAI, United Arab Emirates — Leaders from Ethiopia and Eritrea signed a peace agreement on Sunday during a summit in Saudi Arabia, yet another sign of warming ties between two nations that have face decades of war and
https://www.youtube.com/watch?v=LhQbog-jWzQ&feature=youtu.be
JEDDAH: Saudi Arabia’s King Salman received the Secretary General of the United Nations, Antonio Guterres, in his office at the Peace Palace in Jeddah on Sunday. During the meeting, they reviewed developments in the international arena and various efforts aimed at achieving world peace and stability. The
The Trouble With Eritrea (revised edition) Amanuel Sahle Some countries are very unlucky to find themselves on the wrong side of the globe. Poland had been one of these in the past with Austria and Russia mauling it from time to time. The nightmare happened one day and
Your suggestions will help us to come up with the best decision on our efforts to make Assenna Satellite Radio to Eritrea sustainable through the funding scheme that will be launched soon on patreon.com. Have your say on the following options: I am willing to contribute $5 or
እታ ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ፡ ወለንታዊ ገንዘባዊ ወፈያ ብምግባር ዝደገፍኩማ ራድዮ ኣሰና፡ ብሕልፊ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ዝርከብ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘይብሉ፡ ብሓደ መንገስታዊ ማዕከን ዜና ዝጸመመ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዓፈና ምልኪ ተርቢዑ ዝበጽሖ ዘሎ፡ ሳላ ደገፍኩም እነቃልሖ ድምጺ ሓቅን ፍትሕን
The leaders of Ethiopia and Eritrea will attend a summit in Saudi Arabia on Sunday to sign a peace agreement "cementing" the relations between the two former Horn of Africa bitter rivals, according to a United Nations spokesperson. Farhan Haq said on Friday that the signing ceremony will be hosted by Saudi King Salman
ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news) ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ፡ ብ Eritrea Focus እተዳለወ፡ Eritrea in the News ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ ዘርኢ፡ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝጸንሕ ምርኢት ኣብ ለንደን ተኸፊቱ ምህላዉ ይፍለጥ። "ሓንቲ ስእሊ ካብ ሽሕ ቃላት ንላዕሊ ትገልጽ" ከምዝበሃል፡ ብወገነይ እቲ ምርኢት ኣዝዩ ሰሓብን መሃርን ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ ንውሑዳት ግንከ ንእዋነን ይገልጻ እየን ዝብለን ስእልታት ምስ ትዕዝብተይ ኣተሓሒዘ ንኣንበብቲ ከካፍል ክፍትን'የ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/09/eri-photoexhibition-2012.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=WmJ9Y2P2EYs&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=7PwP3Ncg_Q8&feature=youtu.be
መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 11.09.2018፡ ክቡር ህዝቢ ሃገረ-ኤርትራ፡- ኣቐዲመ ጽንተትና ተቃልሕን ትድብስን ወርሒ መስከረም ክትኮነልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን ከምዘይብሉ ክእንፍት እፈቱ። ኣስዒበ ከኣ ንግዜን ኣኻውሕን ዘዛርብ ሰብ’ዩ’ሞ፡ ፈጣሪ ዳግማይ ንመስከረም ከቃልሓ ዝኽእል ሓይልን ጥበብን ክልግሰ ልና እምነ። ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕና ወርሒ መስከረም ብባህልን ባህርን፣ ብሃይማኖትን ጾሎትን፣ ብቓልስን ዓወትን፣ ብጽጋብን
ሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ምህዳስ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓጎስ ኳ እንተተቐበለ፡ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ገና ኣመሪካ ሻቕሎት ከምዘለዋን ካብ ምትሕግጋዝ ዓንቃፊ ኮይኑ ምህላዉን ምግላጹ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ቲቦር ናጊ ዝተባህለ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዲፕሎማት፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ
The post-independence life in Eritrea driven by the tyrant’s maxim of Eritreans never had it and never lost it (ኣይነበረካ ኣይጠፍኣካ), all basic rights and freedom have been violated. Tyranny strengthened to its extremity by confiscating the money each family needs to live comfortably because
ሓደ ናብ ራድዮ ኣሰና ንዝሰዶ ጽሑፋተይ ብቀረባ ዝከታተል ግዱስ ሓው፡ “ኣብ ዝኾነ ጽሑፋትካ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ እምበር፡ መንግስቲ ኤርትራ ወይ ፕረዝደንት ኢሳያስ ኢልካ ኣይትፈልጥን ኢኻ” ክብል ብዋዛ ኣምሲሉ ሕቶን ወቀሳን ሓዋዊሱ ርእይቶኡ ደርጓሓለይ። ዘረባ ናይቲ ግዱስ ሓው፡ “ንለባም ኣምተሉ ክንደይ
https://www.youtube.com/watch?v=FL34oQIYHdE&feature=youtu.be
Click on this link to listen: Eritrea in the News is a photographic exhibition currently showing in London
ንዑ’ባ! ክንደይ ትጭክኑ መስከረም 11/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህግደፋውያን ክንደይ ትጭክኑ ቤተ-ሰብኩም ማሲኑ ማህሚኑ ኣደን ኣቦን የብልክምን ዲኹም እቶም ወሊዶም ደቀይ ዝበሉኹም ረሲዕኩማ ኣዴኹም ሰግለለት ኣባዲትኩም እሩሩ ዝበለት ወላዲኹም ባዕሉ ’ፈልጥ ኢልኩም ተቐጥቂጡ ቅጫ ዘምጽኣልኩም ክንደይ ትጭክኑ’ታ! እዛ ኤርትራ ብዙሕ’ያ ኸፊላ እምበርዶ ’ስኻትኩም ኔርኩሙላ እዚ ኹሉ ክድፈን ብሓመድ ኣይነበረኩምን ’ድዩ ሓደ ዘመድ ታሪኽ የብልኩምን ናይ ሰውራና
ሓድሽ ሜዳ፡ ሓድሽ ኵናት (A Tyrant's Nightmare) ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ እዋን፡ ኳዅ እዋን ሞቱ ስለ ዝቐረበ ኣብ ዓራት ኮይኑ ንደቁ ይጽውዖም፡ ከምዚ እናበለ ድማ ይዛረቦም፥ ''ደጊም ኣነ ኣሪገ እየ፡ ምምዋተይ ድማ ቀሪቡ እዩ፡ ይኹንምበር፡ ሓደ ምኽሪ ክልግሰልኩም ስለ ዝኾንኩ ጽን ኢልኩም ስምዑኒ፡
ግልጽ መልእክት ለክቡር ዶክተር ዓቢይ ኣሕመድ የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስቴር ብቅድሚያ ዝቅ ብየ ሰላምታየን ለማቅርብ ይፈቀድልን። ቀትየም ለእርስዎና ለማከብረውና ለምወደው የኤርትራና የኢትዮጵያና ህዝብ የኣዲስ ዓመት መልካም ምኞቴን እገልጻለሁ። ክቡር ዶክተር ዓቢይ ይህንን መልእክት ለእርስዎ ለተከበሩ የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስቴር ለማስተላለፍ የምፈልገው፡ በኢትዮጵያ ህዝብ ላይ ኣጥልቶበት የነበረውን የሰው ህይወት መጥፋትና ምስቅልቅልን ለማስከትል የሚችል
https://www.youtube.com/watch?v=zLco6PcZO7E&feature=youtu.be
Feud between Pres Isaias Afewerki and his Finance Minister Berhane Abraha over Management of Gold based National Revenue. Eritreans are excited but also stunned by the news out of Asmara – true or not - where an ex-Finance Minister has called for the removal of Eritrean
ሓድ ሓደ ዝኽርታት፡ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) መእተዊ የማነ (ነብሱ ይምሓር) ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ዝድነቑን፡ ዝፍተዉን፡ ሙዚቀኛታትን፡ ኣርቲስትን እዩ ኔሩ። ስለዚ ሽሕኳ ካብ ዝዓርፍ ዕስራ ዓመታት፡ እንተሓለፈ፡ ከም ድሙቑን፡ ተፈታውን ከኾብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ፡ እዋናት፡ ብብዙሓት ኮኑ፡ ውሑዳት ሰባት፡ ክለዓልን ክዝከርን ንቡርን፡ ግቡእን እዩ። እዚ ጥራይ ዘይኮነስ፡
https://www.youtube.com/watch?v=FP3v_k2-IA8&feature=youtu.be
ምዃን ኤርትራ ብኸመይ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ 1 ጥሪ 1890 ሃገርና፡ ንዝመናት ብዝተፈላለዩ ኣስማት ክትጽዋዕ ዝጸንሐት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ኣፍሪቃ እትረከብ፡ ብምብራቕ ምስ ዝዓበየ ክፋል ናይ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ትዳወብ፡ ጥንታውያን ወደባትን ምስናይ ደሴታቱ ትውንን፡ ብወዝቢ ዝተኣኻኸቡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ዓሌታትን ፡ ምስናይ ዝተፈላለየ እምነታትን፡ ባህልታትን ዝነበሮም ጥንታውያን ኣህዛብ
ነቐፌታዊ ደገፍ FOCUS ERITREA መስከረም 05/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ቅድሚ ኣብቲ ብዛዕባ ኣርእስተይ ዘሎ ርእይቶ ምሃበይ ብዛዕባ እዚ ለንቅነ ብብርሃነ ኣብርሀ ዝተወስደ ጅግንነታዊ ስርሒት ድልውነት ንመስዋእቲ ክጠቅስ እፈቱ። ብዕዉት ብርሃነ ብቖራጽነት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኰይኑ ነዚ መላኺ ፍጥረት ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ስልጣኑ ክርከብ ከምዘለዎ ንመስዋእቲ ቅሩብ ዝዀነ
The United Nations secretary-general has expressed the body’s readiness to help consolidate recent peace and diplomatic gains in the Horn of Africa region. Antonio Guterres through his spokesperson whiles commenting on the normalization of ties between Eritrea and Djibouti said in a statement: “The Secretary-General reiterates
https://www.youtube.com/watch?v=WjOr_QMdV8U&feature=youtu.be
Press release on behalf of the Eritrean Diaspora Geneva Demonstration Organizing Committee and the secretary of the meeting Eritrean Demonstration in Geneva 31 August 2018 The organizing committee understands the demonstration of the 31st August as historic event clearly revealing the patriotic spirit of Eritreans and their resolve to attain
ሓደ ንነዊሕ መገሻ ዝተበገሰ ሰብ፥ ክይድ ውዒሉ ከምቲ ተስፋ ዝገበሮ፥ ኣማስያኡ ዓዲ ዘየእትዎ ኮይኑ ምስ-ዝርከብ። ሕጂኸ ናበይ ብምባል-? የማነ ጸጋም ቀባሕባሕ ኢሉ፥ ተዓኒዱ ደው ክብል ከም-ዝግደድ ርዱእ’ዩ። ሕዝብና እምበኣርከስ ኣብዚ እዋን’ዚ፥ ከምዚ ዓይነት ጸገም’ዚ ኣጋጢሙዎ’ዩ ዝርከብ ኣሎ። ኣብ ከምዚ ዝበለ እዋን ከኣ’ዩ “-እዝን መንገዲ ትኽ
እቲ ንኽልተ መዓልቲ ዝወሰደ ዕዉት ኢልካ ክግለጽ ዝከኣል ሰልፍን ሕዝባዊ ኣኼባን ብሰላም ተዛዚሙ። እዚ ንኽልተ መዓልቲ ዝወሰደ መደብ፤ ካብቲ ዝሓለፈ እዋን ፍሉይ ነገር ነይሩዎ ድዩ? እንተበልና ብርግጽ ነይሩዎ'ዩ። ሕዝባዊ ኣኼባ ኣዳልዩ፥ 7 ዝኣባላታ ግዝያዊት ኮሚቴ ንምምራጽ'ውን በቂዑ'ዩ። እዚ ድማ ነቲ ፋሕ ጭንግራሕ ኢሉ ዝርከብ ዘሎ