Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA:` ምስረታ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ` – መልእኽቲ ደገፍ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ – Sept 14, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=WmJ9Y2P2EYs&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ዝበረቐ ጽሓየይ September 15, 2018

    ነቲ ባሕሪ ሓቢርና ክንሕልዎ ይሕግዘና . ኣዕራብ ክጥቀማሉ ዘየቐንዘወና ንምንታይ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ምሳና ሓቢሮም ናይ ሓባር ሓለዋ ክገብሩ ኣቐንዝዩና ?ዓጋመ ገንዘብና ራስዮም ክሰጉና ኸለዉ ዘዕቆቡና ኣሕዋትና እንድዮም ኣምሓሩን ኦሮሞን ? እንታይ እዩ ዘቐንዝወና እየ ክፈልጥ ደልየ ናይ ብሓቂ ?

    • Sol September 16, 2018

      ዝበረቐ ጽሓየይ
      Any Eritrean with free mind and soul is opposing DIA’S adventures on the sovereignty of Eritrea with Arabs and non Arabs and people like you that worship IA for personal reasons are apouding and supporting all his blatant acts.

  • Teclay September 15, 2018

    ኣማኑኤል እያሱ
    እቶም ደቂ ሃገረሰብ ዓድኹም ከድኩም ትሓርሱ ።እቶም ደቂ ከተማ ድማ ካንሸሎ ኣቦኹም ትሕልዉ
    እዚ ዘገርም ኣይኮነን ፣ 40 ወይ 50 ዓመታት ዘገልገሉ ባረዩ ካብ ሕጂ ንንየው መሓዞም ጥቕሚ የብሉን። ባረዩ እዮም ነይሮም ፣እቲ ገድሊ ዝበሃል ረሳሕ ትካል ድማ ናይ ኢሱ ንብረት እዩ እንተበልናኩም ምስማዕ ኣቢኹሙና ፣ ሕጂ ሓቂ ዓይና ኣፍጢጣ ክትውሕጠኩም ደልያ።
    ኣማኑኤል ጎዲልና ዘሎ ኣፋልጦ እዩ ፣ ስለዚ ካብዚ ናይ ገድሊ ኣተሓሳስባ ወጺእካ ዝምህሩና ሰባት ዓድመልና ፣እዚ ጉዳይ ኣዝዩ ቅልጡፍ ግዜ ዘይህብ እዩ።
    ብዝኾነ እሱ ኣብ 3 ወርሒ 100 መትሮ ዝዘሉ ኢትዮጵያውያን ኮማንዶ ከሰልጥን ጸገም የብሉን ።ባረዩ ስርሖም ወዲኦም እዮም።

POST A COMMENT