Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! (ዓለምለኻዊ ተበግሶ)   መደብ ትግባረ ንምክያድ ምርጫታት ኣካባቢያዊ ባይቶ   ነሓሰ 17፡ 2016 መለለዪ ቁ.፡ 08/2016/04/001   ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ፡-   ቀንዲ ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ  ህዝባዊ ምንቅስቓስ  (ካብዚ ንደሓር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ተባሂሉ ይጸሓፍ) ንኹሎም ኤርትራውያን ተሓታትን ነባርን ቅዋማዊ መንግስቲ ንምትካል ንጡፍ ተሳፎ ዘበርክቱሉ መንገዲ ንምጽራግ

READ MORE

አዛበእ ዓድና እምብዛ ገርጊሮም ወግሐ ጸብሐ ዝⷅሩ ሕብሮም ሓሶት ክዛረቡ ምንም ዘየሕፍሮም ግርጉራት አዛበእ እከይ ግብሮም ናይ ቀደም አዛበእ ይዘምቱ ብለይቲ ናይ ሎሚ ግን ዋላ ብመዓልቲ ጨሪሶመን ንከብቲ ዕባራ ስብሕቲ መስኪናይ ዓኻይ ጥሪቱ ምሰአነ አደዳ ጥሜትን ሰእነትን ኮነ ግርግርቲ ዝቢኢ ምስ ክልተ ደቃ ናብ ደንበ አተወት ማዕጾ ፈንቂቃ ንዝደቀሳ እንሣሳ ኧእቲዋ ፋሕ ብትን ሓደ ሰብ አይነበረን ከድሕነን ዝፍትን ወይከ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላው፡ ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ኣብ ዝኾነ እዋን ንህዝቢ ኤርትራ ዝያዳ ዘገድሶን ዘሻቅሎን ጉዳይ፡ ውሽጣዊ ሰላሙን ብልጽግናታቱን፡ ናይ ከባቢኡ ርግኣትን ምስ ጎረባብቱ ሃገራት ብስኒትን ምክብባርን ምንባር’ዩ።

READ MORE

ሃብተማርያም ኣብራሃ                                 ለንደን - ዓዲ እንግሊዝ                                     15 ነሓሰ 2016   ዝኸበርኩምን ዘፍቅረኩምን  ህዝበይ ብጠቕላላ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሓጺናዊ መስገደል ስርዓት ኢሰያስ ዘለኹም ህዝበይ፡ ኣብ ወጻኢ እትነብሩ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን ኤርትራውያን፡ ሕውነታዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እወ፡ ህዝበይ እንተበልኩኹምሲ ባሕሪ ከብደይ ብፍስሃ ይመልእ

READ MORE

// // // b?1:0};var da=Array.prototype.forEach?function(a,b,c){Array.prototype.forEach.call(a,b,c)}:function(a,b,c){for(var d=a.length,e=n(a)?a.split(""):a,f=0;f// Reports that the imprisoned Patriarch of the Eritrean Orthodox Tewahdo Church has been released from house arrest following an apology have been denied by supporters. His Holiness Abune Antonios was arrested in January 2006 and deprived of his office by

READ MORE

ነሓሰ 12-2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ወዮም መሳቱኻ ድሓን ውዓል ኢሎም ወዮም መንእሰያት ቅልጽሞም ኣልዒሎም ቀምሲላ ትመውት ዘይትዓቢ ኪታ ብየማነ-ጸጋም ከውሒ ጎረቤታ   ተረፍ ተሳኢኑ ዝድርበ ካብ መግቢ ናይ ሰብሲ ግደፎ ፈንፊኑካ ከልቢ ህግደፍ ዓመጸኛ ወጺኡ ዕርቃኑ ኣበይከዩ ከብል መጺኦም ጀጋኑ   ሃልሃልታ መንእሰይ ደጊም ኣርከበካ ዝርዝር ከተቕርብ ክንበብ ደብተርካ ጋንታ ነይ ጠለምቲ ህዝቢ ዝሰረቐ ጸባሕ ክፍለጥ’ዩ መን ከም ዝሓንቀቐ   ባንዴራ መንእሰይ

READ MORE

ነዚ ናይ መሰረታት ምንቅስቃስ (Grassroots Movement) ዝሰረቱ፣ ዓለምለኻዊ መሪሕነት ንምምራጽ ዝተበገሰ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፣ በቶም ኣበገስቲ፣ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ኣብ ኣሰና ድሕሪ ዝተገብረ መጸዋዕታ’የ ተጸንቢረዮ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ፍትሒ ዘሎ ናይ መሪሕነት ሃጓፍ ብግሩህ-ለበይ ምግንዛበይ እዩ። ህላወ መሪሕነት ከኣ፣ ኣብ ሃገርና ምልኪ

READ MORE

(ብሃይለማርያም ተስፋይ ነሓሰ 7, 2016) ማሕበረኮም/ኮምዩኒቲ ኤርትራ፡ ብዙሓት ትካላት ማሕበረኮም ኤርትራ፣ ስድተኛታት ኣብ ክንዲ ጥዕንኦምን፡ ጉዳይ ኢሚግረሽንን፣ ትምህርትን፣ ስራሕን፣ ህዝበን ዘተኮረ ዝኸውን፣ ኣብ ናይ ጣዕሳ ፎርም መምልእን፣ 2% ቀረጽ መመዝመዝን፣ ንኣሽቱ ህግደፍ ምምልማልን፣ ስለላ ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ምክያድን ኮይኑ’ሎ ። ኣብ ብሕጂ ዝግበር ለውጢ

READ MORE

ዶር ነስረዲን መንሱር፣ ዝተባህለ፣ ሎሚ ቕነ ኣብ ወጋሕታ ብቪድዮ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ዶክተር ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ኣብ ሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕክምናዊ ሞይኡ ጉልባብ ገይሩ ንሓደ ኣላይ ዝተባህለ ነጋዳይ ኣብ ምቕታል ክዋሳእ ንዝሃቦ መምርሒ ብምንጻጉ ንባዕሉ ግዳይ ኮይኑ ብውዲት ናይት ስርዓት ብናይ ኤይድስ

READ MORE

ኣብ 2003 ኢያ ነይራ እዛ ኣብ ዩቱብ (Gedim Tegadalai Sium Woldemariam, Hzbawi Gnbar/ PFDJ) ኢልኩም ክትረኽቡዋ ትኽእሉ ናይ ተ/ይ ስዩም ወልደማርያም (ግሪፒ) ዓማሚት ምስሊ ኤርትራን ቃልሳን ትገልጽ ቃለ-መጠይቑ ዝተፈነወት። ትረኻ ግሪፒ ምስ ሓድሽ ዓላማ ህግደፍ ዝጻረር’ኳ እንተነበረ ንምንታይ’ዩ ሰልፊ ህግደፍ ድሕ ሪ ፍጻመ 2001 ከምኡ

READ MORE

ሎሚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ሕመሳ፡ ሞትን ማእሰርትን ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ምብትታን ስድራቤታት፡ ኣብ ታሪኽና ተራእዩ ዘይፈልጥ ፈተነ’ዩ። እቲ ኣዝዩ ሓደገኛ ጉዳይ፡ ንኤርትራን ህዝባን ናብ ጎደና ጥፍኣትን ጸልማትን ዝወስድ ተግባራትን ስርዓት ህግደፍ ክኽወን እንከሎ እቲ ካልኣ ብድሆ ድማ፡ ኤርትራ ኣብ ካርታ ዓለም ክትቅጽል፡ ህዝባ

READ MORE

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ጉዳይ መቅርቦን ጓንነትን ንፍትሒ ይኹን በደል ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ዝምልከቶም ጉዳይ ከምዘይኮነ ንዝኾነ ባህሪያዊ ሰብ ርዱእ`ዩ። ኣብ ባህሪያዊ ዘይኮነ ኣተዓባብያን ኣተሓሳስባን ግና ጉዳይ ወጽዓን ፍትሕን ምስ ወገንነት ተሓላሊኹ ስለ ዝእለም፤ ንምፍላዩ  ዘጸግሞም  ሰባት ይፍጠሩ`ዮሞ። እዚኦም ከኣ ዱኽዒ ደንበ ወጽዓ ኮይኖም ከገልግሉ ዘሎ ተኽእሎ ዓቢ`ዩ። ወጽዓን

READ MORE

ሓድሽ ዓመት 1968 ተጀምሩ ። ሰራዊት ሓርነት ከምቲ ልሙድ ኣንጻር ጸላኢ ምክልኻልን መጥቃዕትታቱ ምውርዋርን ቀጸሎ ። ቁጽሩ እንዳበዘሔ ከደ ፣ ስሪሒታቱ ድማ እንዳማዕበለ ስሌ ዝኸደ ኡሙን ደጀን ዝኾኖ ሓድሽ መሬት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ከእቱ ጀመረ ። ጸላኢ   መጥቃዕታት ሰራዊት ሓርነት ናብ ዓበይቲ መደበራትን ከተማታት ገጹ

READ MORE

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ በቲ ወጺኡ ዘሎ ምልካዊ መምርሒ መሰረት፣ መቓብር ስድርኡ ከንድቕ ዝተረኽበ 6 ወርሒ ማእሰርትን 25 ሽሕ ናቕፋ መቕጻዕትን ከም ዝብየነሉ ተፈሊጡ ‘ሎ። እቶም ነዚ ትእዛዝ’ዚ ዘተግብሩ ዘለዉ ኣመሓደርቲ ዓድታት በቶም መቓብር ካብ ምስራሕ ዝኽልከሉ ዘለዉ ዜጋታት ምኽንያቱ ኣብ ዝሕተቱሉ ግዜ፣ ካብ ልዕሊ ዝመጸ መርሒ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሰልፈኛታትን ሓይልታት ጸጥታን ብዝተኸስተ ግጭት 10ታት ህይወት ድሕሪ ምጥፍኡ፣ ኢትዮጵያ ብፍላይ ናብቶም ግጭት ዝተራእየሎም ከባቢታት ኣህጉራውያን ተዓዘብቲ ክኣትዉ ክትፈቅድ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ዝጸውዐ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ማዕከና ዜና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ማእከላይ ምዕራብ ዞባ ኦርምያን ብሰሜን ድማ ኣብ

READ MORE

ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الارترية gieegm@googlegroups.com   Open Letter to Eritrean Political Party Leaders: Appealing for Understanding and Support Note:  This Open Letter is addressed to those Eritrean Political Party Leaders whose names and addresses we could not

READ MORE

3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ናብ ቦታኦም ክምለሱ ናይ ዕርቂ መስርሕ ከምዝጀመረ ቅድሚ ሰሙናት እኳ እንተ ሰማዕናመንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ግና ብህድኣት ክከታተሎ ጸኒሑን ኣሎን። በዚ መሰረት፥ ዓርቢ 5 ነሓሰ 2016 (፳፱ ሓምለ ፳፻፰) ዓ.ም ካብኣቦታት መነኮሳት፡ ሊቃውንቲ ካህናትን ልኡኻት መንግሥትን ብድምር ከባቢ 18 ዝኾኑ ሰባት

READ MORE

ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ህልው-ኩነታት ዘየንጸባርቕ ብምዃኑ፥ ክቕበሎ ዘይኮነስ ክሰምዖ ዝደሊ’ውን፥ ክርከብዝኽእል ኣይመስለናን። ከመይሲ “እዚ መንገድን ትኽ ኢሉ፥ እዚ ሰብኣይን ኣበይ ኣቢሉ” ከምዝበሃል፥ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን፥ እቲዝወሃብ ዘሎ

READ MORE

ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣ ኮማንዶስ ፣ ከተማ ኣስመራ ሓዊስካ ቀንዲ መደበራት ጸላኢ ዝርከቦ ክፍሊ እዩ

READ MORE

ራብዓይቲ ክፍሊ ጉዕዞኣ ብወገናት ከረን ብመሬት መንሳዕ ክኾውን ስሌ ዝወሰነት ኣብ ከባቢ ምሕላብ ፣ቁሩሕ ዝተባህለ ቦታ ብዕለት 15/9/1965 ጹዕጹዕ ውግእ ኣካይዳ ። ንጸላኢ ዘርዓዱ ጥይት ምስ ተወደኦም ብሶንኪ ንጸላኢ ዝገጠሙ ንዘለዓለም ዘይርሳዕ ትምህርቲ ዝሃቡዎ 21 ስዉኣት ከም ምኽትል መራሕ ራብዓይቲ ክፍሊ ዓብደላ ባረን ተጋዳላይ ጃብር

READ MORE

  መንእሰይ ካብ ተረካቢ ህዝብን ሃገርን ምዃን ሓሊፉ ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ወሳኒ ተራ ዝጻወት ምዃኑ፡ ናይ ሕብረተ-ሰብ ሕግታትን ታሪኽን ዘረጋገጾ ኣድማሳዊ ሓቂ እዩ። ይኹን’ምበር ሓደ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ልዑል ተራ እናተጻወተ፡ ህዝብን ሃገርን ብብቕዓት ተረኪቡ ክመርሕ ንክበቅዕ፡ በቲ ሕብረተ-ሰብ ይኹን ኣብ ገግዚኡ ዝውደቡ መንግስታት፡

READ MORE

ማሕሙድ ሳልሕ  ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምንታት፡ ሓደ ሓደ ብጾትን ኣዕሩኽን ንሓደ ኣብ ዩ-ትዩብ ብሓደ ዜጋ ዝፍኖ ዘሎ ኣዝዩ ኣጸያፊ ቪድዮታት ኣመልኪቶም ክርእዮ ከተባብዑኒ ጸኒሖም። ዝበዝሑ ኣዕሩኽተይ ካብ ብሄረ ትግርኛ ዝውለዱ እዮም (ፈትየ ዝገበርክዎ ኣይኮነን)። እቲ ቪድዮታት ናይዚ ውልቀሰብ ዝረአን ዝብላዕን የብሉን። ብሕጽር ዝበለ፡ እዚ ሓውና ንሓደ “ኣግኣዝያን”

READ MORE

ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ ዑስማን

READ MORE

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣  ኣብቲ ሕጂ ዝነብረሉ ዘሎ መደበር ስደተኛ`ታት ሱዳን ፣ ምስኡ ኣብ ዝተገብረ ርኽክባት ፡ ብዛዕባ ኣብ ሰውራ ምስላፉን ፍሉይ ተሞክሮ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን የዘንቱ ። ብዓብደላ ሓሰን ቀዳማይ ክፋል ሓጽር ታሪኽ

READ MORE