ነቲ ኣብ ሃገርና ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ኵነታት በብዓመቱ ምስ እንዕዘብ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰቃቒ ፍጻሜታት ከመይ ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ክንግምግም ኢና ንፍትን። ሽዑ ንድሕሪት ንምለስ’ሞ እዚ ሕጂ ኢሰያስ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣውን ጸረ ሃገርን ዝኾነ ነገራት ኣብ 1993 ወይ 1995 ክገብሮ እንተ ዝፍትን እንታይ ምተፈጥረ? ኢልና
ነቲ ኣብ ሃገርና ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ኵነታት በብዓመቱ ምስ እንዕዘብ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰቃቒ ፍጻሜታት ከመይ ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ክንግምግም ኢና ንፍትን። ሽዑ ንድሕሪት ንምለስ’ሞ እዚ ሕጂ ኢሰያስ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣውን ጸረ ሃገርን ዝኾነ ነገራት ኣብ 1993 ወይ 1995 ክገብሮ እንተ ዝፍትን እንታይ ምተፈጥረ? ኢልና
እቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝሓረዮም ኮለኔላት ዝመሓደር ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ቀንዲ ናይ ምግላልን መክፍፋልን ምንጪ ኮይኑ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን መእመናን ብቤተክርስትያን ከይተረፈ ከምዝፈላለዩ ገይሩ፣ ኣብ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ህዝቢ ካብ ናይ መናፍቓን ዝኸፍአ ጉድኣት ኣውሪዱ ክንሱ፣ ካብ መናፍቓን ተጠንቀቑ ክብል ዘመሓላለፎ ኣጉል መምርሒ
ሓሶታት የማነ ገብረኣብ፡ ንግብኣተ-መሬት ስርዓት ኢሳያስ ዘቀላጥፍ’ዩ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንሓሶታትካ ከቃልዕን ክብድህን ክብል ልዕሊ ዓቅምኻ ኣዎንታዊ ሚዛን ይህበካ ከይህሉ እቅሬታ ግበረለይ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብጋዜጠኛ ያልዳ ሃኪን (Yalda Hakin) ኣገልግሎት መደበር ራድዮ ዓባይ ብሪጣንያ(BBC) ንኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ዝተፈላለየ ጉዳያት ተሓቲትካ ንዝሃብካዮ መልስታትን መግለጺታትን ኣብ ሰለስተ
* U.N. report chronicles systematic rights violations * Eritrea's poor rights record fueling exodus of migrants * Eritrea dismisses report as "unreliable, unproven" (Adds Eritrean response, quotes, details) By Tom Miles GENEVA, March 16 (Reuters) - A United Nations investigation into human rights in Eritrea has found "very clear
ህዝቢ መረታ ቐይሕ፣ ካብ መዕቆቢ ተጋደልቲ ናብ ቤትማእሰርቲ ከመይ ኣለኹም ኩላህኩም መደብ ኣሰና። ኣነ ብእተማሓላልፍዎ ዜና ይኹን ሓበሬታ ብኹሎም መደባትኩም ዕጉብ እየ። ኣብ ስራሕኩም ይኹን መደባትኩም ዓወት ይምነየልኩም። እዛ ዜና ዝሰደልኩም ዘለኹ ካብቶም ኣብኡ ዝነበሩ ናይ ዓይኒ ምስክር ዝረኸብኩዋ እያ 'ሞ ከተቃልሕዎ ንህዝቦም ክትነግሩሎም ተስፋ ይገብር። ኣብ
Vigil at Hide Park Corner and reflect on the impact of demolishing of buildings in Eritrea: Date: Saturday March 21, 2015 Time: 2 pm Venue: Hyde Park Corner: Senseless and difficult to understand gross human rights violation is stepped up in Eritrea. The Eritreans Government started demolishing residential houses since the beginning
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Samra-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Time-For-Reflections-X-edited.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/teklemikael-1.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=8kGgcxw1FM8
https://www.youtube.com/watch?v=lmyIKJupgM8&feature=youtu.be
Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on Eritrea, speaks to the press after presenting his report to the 28th Session at the Human Rights Council in Geneva. UN Photo/Jean-Marc Ferré 16 March 2015 – A four-month United Nations investigation into the human rights situation in Eritrea
ASSENNA PEOPLE’S MEDIA PROJECT Media by the People for the People About Assenna: Founded by an Eritrean exiled journalist in the UK, in May 2007, Assenna is an independent, non-profit media organisation, working to promote freedom of expression and democracy in Eritrea. It is not affiliated to
https://www.youtube.com/watch?v=alnKJtPAl8o
ኣብ ውሽጢ ዘለኻ ካብ መን ትጽበለኻ Tesfamariam Wel. 15/03/2015 Oslo Norway ኣብ ወጻኢ ዘለና ካባኹም ንጽበ ንስኹም ክኣ ካብ ተቓዋሚ ደንበ ኣደራዕ ናብ ርእሰኹም እናዓለበ ሽግር ስቓይኩም ንዓለም ዘዛረበ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ኣብ ልዕለኹም ክሳብ መዓስ ኢኹም ተኾርሚኹም ቅቶሉኒሉ ጠብ መንጃ ዓዲሉኩም ሓደ ቆራጽ ተሳኢኑ ኣብ ሞንጎኹም ወጻኢ ዘሎ ብዓቕሙ ይሰርሕ ኣሎ ቀንዲ ኣግዲዑና ዘሎ ዋርሳይ እከኣሎ ኩሉ ዓቕሚ ብረት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/News-Item-15-Mars-Tigrina.pdf"]
ተኪእካዮ ቻርሊ! እቲ *ልበ-እብን ሰብ ዚመስል ተዂላ *ኣዝዩ ጨካን መከረኛ ፎርቶ ፍጹም ዘይሓልፈላ እታ ሳንቡእ ትንፋሱ ኣብኡ ስለ ዘላ ፈጣጥ ምስ ሃደመ ጎልሓጥ መዲቡላ! ኢደ በይዛ ደማሒ *ኦፐረይተር ዓሊ *ኣራኻቢ (ብእንግሊዝ) ምልኪ ከጸባብቕ ዝቐርዓነ ምስሊ ኩሉ ዝከኣሎ ጌሩን'ድዩ ትማሊ ሚኒስተር ሙዃኑ ግን ከይተነግሮ ብዕሊ ድሕሪ ምህዳሙዶ ተኪእካዮ ቻርሊ! ሓባል ዓይኒ ምልኪ እናኮሓሓልካ ኣብ መድያ ምምዳር ኣበይ
https://www.youtube.com/watch?v=nuYtK60PyLM&feature=youtu.be
Hgdef’s Eritrea is full of odd surprises. Surprises a normal person would never expect or even dream of. It is un-natural that a government, which claims to represent the people would give top priority to DESTRUCTION rather than CONSTRUCTION, but this is the case with
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/womencelebrationReBay-Area.pdf"]
ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣዳለውቲ መደብ ኣሰና ሰላም ክብለኩም ይደሊ። ቀጺለ ከምቲ ኣቐዲምኩም ብራድዮ ኣቃሊሕኩሞ ዝነበርኩም፣ ብዕለት 08.03.2015 ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ(ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ንኣመንትን (ንህዝቢ) ንዕርቂ ዝምልከት ኣኼባ ኣካይዶም። እታ ቀዳመቲ ኣርስቲ ብመልክዕ ሕቶ ናብ ህዝቢ ዘቕረቡዋ መደረ፣ ጠንቒ
መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ ወላዲቱ መን’ያ? ኢሳያስ ክጋደል ድዩ ወጺኡ
ዘንጊዖም ከምኦም ሰብ ምዃና ብ91 ጽሓይና በሪቓትልና! ኢልና ብምሒር ታሕጓስ ተሳዒርና እናዘለልና ከለና ዘይሓሰብናዮ ጉድ ረኺብና ጸሓይና ዝበልያ ናይ ሓሶት ኮይናትና ብዓንና ንርእያ ግን ዘይተማሙቐና ዓጽሚ ዝሰብር ቁሪ ወሪሱዎ ገዛና ሓዊ ንኣጉድ ግን ምንኻስ ይኣብየና ትኪ ትዕብለኽ ማይቤትና ኡፍ ክንብል ላሕ ኢልና ንብዓትና ጸሪሩ ደም ንነብዕ ኣለና ዕጭ ሓንፊፉ ዋላ’ቲ ጉብጥሽ ኣዴታትና ጸልሚቱና’ሎ ጸልሚቱና ቀትርን
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ሓሙሽተ መጋቢት 2015 ዝጀመሮ ገዛውቲ ናይ ምዕናው ክፉእ ተግባራቱ ዝተቓወመ ህዝቢ ከተማ ዓዲ ቀይሕ፡ ነቶም ነቲ ተግባር ንምቕጻል ረቡዕ ዓሰርተ ሓደ መጋቢት 2015 ናብታ ከተማ ዝተላእኹ ሰራዊትን ቡልዶዘራትን ዳግማይ ብምቅዋም ነቲ ናይ ምፍራስ ስጉምቲ ደው ኣቢልዎ ከምዘሎ፡ ካብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ዝበጽሓና
ሚኒስተር ዜና ዝነበረ፡ ኣቦኣ ዓሊ ዓብዱ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሕዎ ምስ ከደ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ንልዕሊ ክልተ ዓመትን 5 ኣዋርሕን ተዳጒና ዝነበረት ጓሉ ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ብዘጋጠማ ምቕጥቓጥን መግረፍትን ከቢድ ኣካላዊ ጉድኣት በጺሕዋ ከምዝነበረ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሲሃም ሰባን መቕርባን ክበጽሕዋን ክርእይዋን ይትረፍ ሃለዋታ ምሕታት ጥራሕ
BBC World Service - Assignment , Eritrea
ህዝባዊ መግለጺ ህዝባዊ መግለጺ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ፤ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ስርዓት ህግደፍ መቀጸልታ ናይቶም ንሱ ዝኽተሎም ኣዕነውቲ ተግባራት ዋላ”ዃ እንተኾኑ ፡እዚ ምስ ምፍራስ ኣባይቲ ተታሓሒዙ ኣብ መላእ ሃገር ዝውሰድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራት ፤ንኣብነት ኣርባዕተ
It is the first time that we meet in Wuppertal, to discuss the dictatorship in Eritrea critically. This should serve as a starting point for further events and for continuous political work here in Wuppertal. Due to the existing military dictatorship in Eritrea since 1991
ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ዓባይ ብሪጣንያ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ብመሠረት እቲ ሕዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜሳትፍ ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና፥ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ክሳብ ሕጂ፥ ኣብዚ እኼባዚ ክሳተፉ ዝተዓደሙ ኣካላት፥ መራሕቲ ሃይማኖታት፥ ፖለቲካውያን ውድባት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ከምኡውን ውልቀ
Dear Brothers and Sisters, Snit the association of Eritrean Canadian women is organizing an event to commemorate International Women's day. Let's get together to celebrate our mothers, our sisters, our wives, our daughters and all those women who paid dearly so that women could have rights.
To mark World Day Against Cyber-Censorship (12 March), Reporters Without Borders is launching “Operation Collateral Freedom” to unblock nine censored websites in 11 countries that are on its list of “Enemies of the Internet.” The “Enemies of the Internet” report that Reporters Without Borders publishes every year
https://www.youtube.com/watch?v=GX9CF5ngsXw&feature=youtu.be
ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኤርትራ ከይኣቱ ንነዊሕ ዓመታት ተኸልኪሉ ናይ ዝጸንሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ልኡኽ፡ ሳም ፕራንቲ፡ እቲ ስርዓት Millennium Development Goals የዐዊተ ኣለኹ `ሞ ርኣዩለይ ስምዑለይ ክብል ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ንናጽነት ፕረስ ብዝምልከት ኣብ ኤርትራ ዝተረኽበ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ከምዘየልቦ ፡ እቲ
እታ ቀውጢ ቅብጸት፡ 4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ። 08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡
መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ሃንደበታዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Time-For-Reflections-X-edited.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-5-2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Agenda-NEW-Smposium-last-version.pdf"]