ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ
ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ
https://www.youtube.com/watch?v=qsrPQJPKLEE
ዝገርም’ዩ! ዋላ’ኳ ከምቲ ልሙድ ብዘይካ ኣብ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና ኣብ ካልእ መዓልታዊ ሓደሽቲ መሃሪ ጽሑፋት ንምርካብ፡ ጸቢብ ኣጋጣሚ ምዃኑ እንተ ተገንዘብኩ፡ ከም ገለ ሰበር ዜና እንተ ተረኽበ ኢለ ግን ንሓደ ክልተ መርበባት ሓበሬታ፡ እንኮላይ ናብ ብዓል ከም ኣለናልካ ናይ ህግደፍ ዝኣመሰላ
https://www.youtube.com/watch?v=sskCYjRtcUs
ኣብ ኤርትራ ጭርጭር ትጻወት ዞሎኻ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቐደምሲ ጸሊም መነጸር ጌርካ፤ ብቅልጡፋት ነፈርቲ ትዛወር ኔርካ፤ ኣብ ዝደለኻዮ ሃገር ትበጽሕ ኔርካ፤ እንታይ እዩ ተረኺቡ ወዲ በቃ፤ ሓንሳብ ኣብ ባጽዕ፤ ሓንሳብ ኣብ ዓሻ ጎልጎል ትሕባእ ዘሎኻ መራሒ ሃገር ተባሂልካ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንሱዳን ትኣቱ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንኬንያ ትኽይድ ዘሎኻ፤ ሕጂ ግን እግርኻ ኣኪብካ፤
Major European and Saudi banks have stopped dealings with Sudan, further straining indebted and cash-starved economy. Major European and Saudi banks have stopped dealing with Sudan, diplomatic and other sources say, adding to the sanctions-hit country's isolation and further straining its indebted, cash-starved economy. While Khartoum blames
Sudan's Bashir unveils political reforms President orders release of political prisoners and easing of restrictions on parties to encourage national dialogue. Sudanese President Omar al Bashir has ordered the release of political prisoners and easing of restrictions on political parties to "encourage success in a national dialogue". Speaking
Deny them visas, local group tells Ottawa Every summer, representatives of the government ot Eritrea, dubbed the North Korea of Africa, are granted visas to come to Canada and raise money for the regime, which hundreds of thousands have fled. A human rights group in Winnipeg and its lawyer,
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/kibrom_funeral.pdf"]
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Mesinas_n_5.pdf"]
ካብ ሱዳን ጫፍ ግብጺ ቆሪጾም ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኣስታት 40 ደቂንስትዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ዝርከቡዎም 105 ኤርትራውያን ቅድሚ 10 መዓልታት ኣብ ዶብ ግብጽን ሊብያን ተታሒዞም ኣብ ኣስዋን (ግብጺ) ተኣሲሮም ከምዝርከቡ ትማሊ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም። እቶም ናይ መግቢ ሕጽረት ከምዘለዎም ዝገለጹ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣
ብሰንኪ ‘ቲ ግበታን ብሕትውናን ስልጣን እምበር ድሕነትን ቀጻልነትን ሃገር ዘይዓጦ፣ ስሱዕ ኣተሓሕዛን መዕነዊ ፖሊስን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ እታ ከም ንቡር ክሳብ 450 ሓይሊ ሰብ ክትሕዝ ዝግብኣ ቦጦሎኒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ 20-30 ሰብ ጥራይ ሒዛ ብምትራፋ ዓቕሚ ሰራዊት ኤርትራ ኣዝዩ ተዳኺሙ ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ከምዝርከብ
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ተራኺቡ፣ ካብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳበ ከምዘብጽሐ ኣገልግግሎት ዜና ሱዳን (SUNA) ኣብ ሎሚ 6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። እቲ ብኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ተኸሲሱ ከም ገበነኛ ዝድለ ዘሎ ኣል በሽርን እቲ ብሃገራት ምዕራብ ዲፕሎማስያዊ
Fetsum: Eritrean opposition forces under examination IV Special guest: Eritrean Nahda Party - ENP As you know I have been dealing with the opposition parties in the EDA and with this one out of the way, I believe I will have done my brief analysis on 10
https://www.youtube.com/watch?v=SZeKosK0DP4
ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”። 6ይ ክፋል። 06-04-14። ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!! ውዕሎ መዓልቲ ውግእ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ገሊጸዮ ስለዝኾንኩ ንተክኒካዊ መዳያቱ ኣብዚሐ ኣይክዛረበሉን ኢየ። ብሃታሃታ ዝተጀመረ ጉዕዞ ወጋሕታ ንጀነራላት ፈረንጂ ብዘይተረድኦም ምኽንያት ካብቲ ብሰንሰለት ክተኣሳሰሩ ዝነበረ ኣበጋ ግሳኦም ተበታቲኾም ብኪሎሜተራት ዝኣክል ሃጓፋት ተራእየ። ብተወሳኺ ቅርጺ መሬት፡ መራሕቲ ዝሓዝዎ ካርታን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Abeba_AhmedN_Poem.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Petros_AhmedN_Poem.pdf"]
ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር ንጹሃት ሰባት ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ። ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ ዓሰርተ ሓሙሽተ ካብ ዝኣትው ሰሙናት ሓሊፉ ከብቅዕ ዝኾነ ሕቶ ወይ መርመራ ኣይቀረበለይን። መኪና ዝሸጥኩሉ ኣባል ጸጥታ ጥራይ ሓንቲ መዓልቲ መጺኡኒ
ሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡ ቀዳም ሾመንተ መጋቢት፡ 2014 ኣዝዩ ሰፊሕ መደብ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ክንፍጽም ኣለና ኢልና ተበጊስና። ንኽእሎ ኢና! ኢልና ነቲ ስራሕ ብድፍረት ጀሚርናዮ። ዘተኣማምን ባይታ ግን ነይሩና፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ደንቨርን ከባቢኣን። ኤርትራውያን ወነንቲ ንኣሽቱ ቢዝነስ፡ ውሑዳት ሃብሮማት ብገንዘብን ብሞራልን ዱልዱል ሕቖ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/report-lampedusa.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/kibrom_tesfom.pdf"]
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ጽባሕ 5 ሚያዝያ ናብ ካርቱም (ሱዳን) ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ዕላማ ዑደቱ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ኣይተፈልጠን። እቲ ዋና ፖለቲካዊ መጋበርያ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ዘሎ የማነ ማንኪ ንምስሊ ናይቲ ዝወድቕ ዘሎ ስርዓት ከመሓይሽ ላዕልን ታሕትን ይብል ኳ እንተሎ፣
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን ስፖርት ኮይኑ ኳ እንተሰርሐ፣ ነቲ ዋና ከተማ ኣስመራ ዝርከቦ ዞባ
ስነ-ስርዓት መብራህቲ ሽምዓ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ትማል ዕለት 04/02/2014 ብኽብሪ ኣብ ላስ-ቬጋስ ተዘኺሩ። እቲ ብመብራህቲ ሽምዓን ጸሎትን ብፕሮጀኽተር ዝተሰነየ ስእልታትን ግጥምን ዝተጀመረ ዝኽሪ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ቐጺሉ ብኣቶ ስብሓት በርሄ ታሪኽ ሂወትን ዝናን እቲ ሓርበኛ ተነቢቡ ገለ ኻብቲ ትሕዝቶ ሓርበኛ ኣሕመድ ናስር ንዓመታት ኣብ ቓሉን
https://www.youtube.com/watch?v=sMyxcsWgxBA&feature=youtu.be
መጸዋዕታ ክፉት ኣኼባ ንኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስዊዝ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ ዘሳትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን
https://www.youtube.com/watch?v=MM6MZ-yFe2A&feature=youtu.be
800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ ኣእጋርን። 5ይ ክፋል፡ 02-04-14፡ “ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኢና ንኣር ባዕተ ክፋላት ሓጸርቲ ታሪኽ ነጋውስ ኢቲዮጲያ
Fetsum: On the latest EGS Symposium for Human Right, Justice and Democracy (Final) Once again, I thank Assenna for helping us to communicate with each other in this media. This is my last or the third article in the series reminding you that I did two related
Dr. Tadios Tesfu: A prelude of a quantum leap in Eritrean politics dedicated to Ahmed M. Nasser, April-1-2014 By now, maybe you are expecting to read an April fool. Not at all, the Eritrean politics and quantum mechanics have common denominator. In both cases, the problems to
ኤርትራ ሃገርና ሽሕ እኳ ብጸጋታት ዝተዓደለት ሃገር እንተኾነት ብሰንኪ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ቀይዲ ኣልቦ ስርዓትን ቁጠባዊ ፖሊስታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ተጠቃሚ ጸጋታቱ ኩይኑ ሃገሩ ከማዕብልን ፍትሒ ዝመለልዪኡ ሰላማዊ ሂወት ክመርሕን ኣይተዓደለን። እዚ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራን ቀየስቱን ከይተኣልዩ ከኣ ኣብ ኤርትራ ቁጠባዊ ምዕበላ ዝሰረቱ ፍትሓውን ሰላማውን
ቅሉዕን ምስጢራውን ዜናታት ደንበ ህግደፍ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ 24 ክሳብ 25 መጋቢት 2014 ብገባቲ ኢሳይያስን የማነ ገብርኣብን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጥራይ ዝሳተፈ ወተሃደራዊ ኣኼባ ኣብ ዶንጎሎ ምክያዱ ተገሊጹ። እዚ ኣኼባ’ዚ ሓድሽ ምዕብልናታት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ዳግመ ውደባን ስርርዕን ኣብ
Eritrea: UN expert warns about persisting human rights violations linked to the national service GENEVA, Switzerland, March 31, 2014/African Press Organization (APO)/ –The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today expressed deep concern about persisting human rights violations
ክቡር ሐርበኛ ተቓላሳይ አሕመድ ናስር ድሐን ኩን ሞት ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን ምዃኑ ንኹሉ ብሩህ’ኳ እንተኾነ፣ ደቂ ሰባት ግን ብባህርያቶም አብ ቀረባ ወይ ከባቢኦም ዘንብዩ ክሳብ ዘርክቦም አለና ብምባል ይዝንግዕዎ። ብኡ መጠን ከአ እቲ ብሂወቶም ከለዉ ሕድሕዶም ክለጋገስዎን ክወሃሃቡዎን ዝግብኦም ክብሪን ሐልዮትን በቲ መዓልታዊ ሂወት ዝወለዶ እዋናዊ
ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪቲ ኣብ እንግድዓአ ተሰቒሉ ብኹለንትናአ አረማሲሱ ዘህልኻ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፣ አብ ዓሚቝ ድኽነትን ቅልውላውን እትርከብ ሃገር ኮይና አላ። እዚ ብዝኸፍአ መልክዑ ናብ ዝገደደ ገጹ ብህጸት ዝምርሽ ዘሎ ሐደገኛ መስርሕ’ዚ፣ ንትሕዝቶ ሰብአዊ ዓቕሚታት ኤርትራ በታቲኑ አብ ብርሰትን ዕንወትን ዘብጽሐ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ከም ሃገር’ውን
In the loving memory of the late Ahmed Mohammed Nasser, the Eritrean National Salvation Front of the USA is inviting all peace loving Eritreans to join us in sharing our grief of the sudden death of the great Eritrean fighter. We would like to pay tribute to his
ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ተሰዊኡ። እዚ ጅግና እዚ ታሪኹ ከም ዝምስክሮ፡ ናጽነትን ሓርነትን ሃገሩን ህዝቡን ንምድላይ 50 ዓመታት ተጋዲሉ። ሞት ዘይተርፍ ጽሕፍቶ ወዲ ሰብ’ኳ እንተኾነ፡ ከም ኣሕመድ ዝኣመሰለ ጅግናስ ፍረ ጻማ ቃልሱ ክርኢ፡ ሞሳ ናይቲ ዝተቃለሰሉ ዓመታት ከስተማቕር ምተገብአ። ኣሕመድ ንቃልሲ ኢሉ ካብ ዝተበገሰላ ዕለት
ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም