ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ
ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ
http://www.youtube.com/watch?v=WWp4aM8gDno&width=200&height=200
Fetsum: SELF RELIANCE or SELF DESTRUCTION IIREMINDER: My computers are still messed up and I am working at minimum to communicate in this forum. I apologize ahead if you find my article longer than your expectation but I hope you understand the problem. Objective reality: ‘The duty of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/መዓልቲ-ሰኑይ_poem.docx"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/public-event-Orthodox.pdf"]
እቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓንሳብ ናይ ኣፍሪቃውያን ሓንሳብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃውያን እናበለ ክሓባብኦን ክነነኣእሶን ዝቐነየ ኣብ ልቢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ቁስሊ ፈጢሩ ዘሎ 360 ዜጋታት ዝቐዘፈ ትራጀዲ ላምፐዱዛ እንተላይ ንሰበስልጣን ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ብቐጥታ ተንኪፉዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ ሓደ ካብቶም በዚ
http://www.youtube.com/watch?v=JmIXfgQA4Oc&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=bUc_n1t0EWk&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=MxdrEi_bys0#t=505&width=200&height=200
ኣጸያፊን ነውራምን ስነ-ምግባር ውከልቲ ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹንን!! ኣብዚ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ኣጋጢሙሉ ዘሎ ዘግናኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከቡ ኣለው። እዚ ህይወት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ፍጻመ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዓለም ኣስካሕኪሑ ይርከብ። ከም በዓል ጣልያን ዝበላ ሃገራት
Survivors of a shipwreck in which hundreds of African migrants died have protested in Italy after being excluded from a ceremony to honour the victims. Detainees at a holding centre on the island of Lampedusa emerged en masse and staged a sit-in, blocking a road. A big
ሞት እናፈራሕና ‘ምበር ሞት ለሚዱና ኤርትራውያን ኣሕዋት፣ ንወስን!! እቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ደንደስ ባሕሪ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ዓለም ዘንቀጥቀጠ፣ ቆልዓ ሰበይትን መንእሰያትን ዝለከመ ጃምላዊ ቅዝፈት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ምውጻእ ኣብዩና፣ መመሊሱ የንብዓና ‘ሎ። ከመይ ዘይንነብዕ! የዒንትና ኣይተጋገየን፣ ካብ ማይ ንብዓት ሓሊፉ ደም ዘንብዕ ምኽንያት ኣለዎ። ጃልባ ኣብ ዝሰጠመትሉ
Migrants, Alfano challenged in Agrigento: "Assassins, stop Bossi-Fini" Interior Minister Angelino Alfano was challenged as he left the dock in San Leone Agrigento where he had attended the ceremony in memory of the victims of the tragedy of Lampedusa. Dozens of citizens have exhibited banners against
Migrants in Lampedusa mourn at the coffins of more than 300 Africans who died as their boat sank off the Italian island's coast. Coffins containing the bodies, mostly belonging to Eritreans, are shipped off to Sicily where they are buried in a cemetery. TheGuardian: Lampedusa: ceremony
ሕጅስ ድማ ኣብ በይ-ኤርያ!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኦይ!! ኦይ!! ኦይ!! ክቡራት ኣሕዋት ሰብ ኩኑ። ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ምባል እትረፍኩም። ኣብ በይ-ኤርያ ደፊርኩም ኣድራሽኡን መዓልቱን ረቚሕኩም፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታታና ጓይላን ፍንጠስያን ዳንኬራን ክትተኽሉ ተራእይኩም።ብሓቂ ድዩ? ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኒዕቕኩሞ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሰምበል ንሸኾና ፈረስ ዘጥሕል ደም ክፈስስ
http://www.youtube.com/watch?v=yKgCXMPcuzc&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=EMAnFqEh-10&width=200&height=200 For more information go to: ROME, DEMONSTRATION FOR THE ERITREAN SEA VICTIMS
demo.archive.assenna.com sources in the US confirm, the famous Eritrean artist Yohannes Tukabo (Wedi Tikabo), who has been in the US for PFDJ organised official tour abandons the dictatorial regime in Eritrea. Wedi Tikabo has been sent abroad by the PFDJ along a group of artists for
ብስርዓት ህግደፍ ናብ ወጻኢ ተላኢኹ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ ዮውሃንስ ትኳቦ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ነቲ ምልካዊ ስርዓት ራሕሪሑዎ ከምዘሎ ኣብ ካብ ኣመሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ወዲ ትኳቦ ሓደ ካብቶም ድሕሪ ናጽነት ዝፈረዮ ህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን እዩ። እዚ ስነጥበባዊ ዮሃንስ ትኳቦ ኣብዚ መላእ ህዝብና
Heroic Eritrean Mother Helen Few days ago I viewed beautiful family portrait of Helen and her three precious little kids who perished at the sea, with among over 300 others mainly Eritrean refugees. And then read about stories about one Eritrean woman, who was seven months
http://www.youtube.com/watch?v=pOCk74enB1Y&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=mR0o-lT6Ums&width=200&height=200
ዘይወጽእ ሓዘን፣ ኣየ ዘመተ! ንጉስ ሄባል! ወየ ዶ ክብለልኩም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Collected_Poems_4.pdf"]
ጻውዒት ንምምስራት ሰፊሕ ሃገራዊ ምትእኽኻብ ንፍትሓዊ ስርዓት ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ብዓበይቲ መስዋእትታት ደቁ ተቃሊሱ ዝጨበጦ ሃገራዊ ናጽነትን ልእላውነትን ኣብዚ እዋንዚ አብ አዚዩ አስጋእን አጨናቅን ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ምህላው ምስጢር አይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ እቶም ድሕሪ ናጽነት ምርግጋጽ ዝተጸበዮም ዓበይቲ ትጽቢታት ብመርሕነት ህግደፍ ማህሚኖም፣ ሃገር
http://www.youtube.com/watch?v=2IzW9TDw-4M&width=200&height=200
ሓበሬታ ሽማግለ ረድኤት ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ላምፓዶሳ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ጃምላዊ ህልቂት ምኽንያት ብምግባር ብ10/13/2013 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ ድሕሪ መሪር ሓዘኖም ምግላጽ ብዝቐረበ ኣጀንዳ መሰረት ብዛዕባ ኣድላይነት ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ ዘትዩ። ኣኼበኛ ኣብ
Mayor expresses sadness that hundreds who died will get memorial service in Sicily instead of funeral promised by PM The mayor of Lampedusa has said she is "extremely saddened" by the Italian government's failure to hold a state funeral for the hundreds of Eritreans who died
Eritreans are taking to the seas because of worsening conditions at home A DAY of national mourning was held on October 4th after as many as 300 people drowned in the Mediterranean’s worst recent shipwreck, just off Lampedusa. Candles were lit and flags flew at half-mast.
ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ጥቅምቲ 11፡ 2013 ክሳብ መዓስ ኢና መርዚ ጥፋኣትና ክንሰቲ?!!! ይኣክል! ይኣክል! ስቓይን ውርደትን ፍጹም ይኣክል ንበል ንሓዋሩ!!! ኣይ! ኣይ! ኣይ! ሕጂ ኸኣ ማእከላይ ባሕሪ (መዲተራንየን ሲ) ንሕስያ ዘይብሉ ናይ ኣማኢት ህይወት ግብሪ ሓቲታትና! መዕለቢ ዚሰኣኑ ህዝቢ ኴንና ረኺባትና ኢያ’ምበር ንመንዶ ተደጋጋሚ ብማኢታት ካብ
Sister Aziza, an Eritrean nun living in Israel, mourns the tragic loss of life of Eritrean refugees in the recent Lampedusa shipwreck, and calls for international action against the torture camps in the Sinai. By Azezet Habtezghi Kidane | Oct. 17, 2013 | 11:01 AM Migrants from Eritrea rest
ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) ግዳያት ህልቀት ላምፐዱዛ እንታይ'ዩ ካሕሳኦም? ብዕለት 03/10/2013፡ 359 ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ብርክት ዝበሉ ቆልዑን ነብሰ-ጾር ኣደታትን መንእሰያትን ዝርከብዎም፡ ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱዛ ብዘጋጠሞም ድንገት ምንዳድን ምግልባጥን ናይታ ዝተጓዕዙላ ጀልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ኣብ ሸዊት ዕድመኦም ተቐዚፎም። ብጀካ ውልቀ-ምልካዊ መንግስቲ ህግደፍን ሕልና-ኣልቦ ዕሙታት ደገፍቱን፡
ኣብ’ዚ ቅነ’ዚ ዝተረኽበ ኣስክሕካሒ ጥፍኣት ዜጋታትና፡ ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ደሴታት ኢታሊያ (ኣብ ላምፓዱሳ ዝተባህለት ደሴት) ኣዚዩ ንዓለም ዘሰምበደን ኣቓልቦ ዝሃበን ንመራኸቢ ብዙሃን መዛረቢ ኩይኑ ዘሎን ንማሕበረሰብ ዓለም ግቡኤን ከልዕላን ንምዝኽኻር ዝዓለመ ኮይኑ ብኣዚዩ ስጥመትን ጥርናፈን ዘለዎ ኣጋባብ ተኻይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Ottawa_CandileVigil.pdf"]
The Observer - THURSDAY, 17 OCTOBER 2013 Editorial International news headlines over the last couple of days have been partly dominated by the tragedy of immigrants, mainly from Africa, dying en masse in a desperate bid to reach Europe. Just over a week ago, a ship carrying immigrants from
ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብጃምላዊ ህልቂት ልዕሊ 350 ዜጋታቱ ብኸቢድ ሓዘን ተሓሚሱ ኸሎ፣ ምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ኢሳይያስ ብሰኑይ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም፡፡ እዚ ዕድመን ጾታን ከይፈለየ ንተቐማጦ ከተማ ኣስመራ ዘበሳበሰ እከይ ተግባር፣ ካብቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሚእትን
http://www.youtube.com/watch?v=nNSQIi0GwOM&width=200&height=200
መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ፣ ሰዓት 4፣00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣግሪጀንቶ (ሲሲልያ) Agrigento (Sicily) ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። እቲ ግዜ ሓጺር ‘ኳ እንተኾነ፣ ብዝተኻእለ መጠን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ስነስርዓት ቀብሪ ተረኺቡ ነቶም ንጹሃት ኤርትራውያን ክንዲ’ቶም
ኣነ 'የ ሞይተ! ፣ ንሎሚ ሰብ ኩኑና ኢሎም፣ ናይ ህዝቢ እንታይ ገደሰና- ምስ ህግደፍ ዕብዳን ይሕሸና? ሕሰም ኣይትርከቡ! ጸሎትና ነዕርጎ ነቲ ዝግብኦ፣ ደብሱና! ይኣክል ንምባል፣ ስኒት፣ እንታይ ንግበር!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Condolence_Poems.pdf"]