Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቀዳማይ ወግዓዊ መገሻ ብዓልቲ ቤቱ ንፕረዚደንት ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ ንኣይቮሪኮስት / ሓለፍቲ ህግደፍ ኣንስቶምን ደቆምን የህድሙ ኣለዉ

Saba 1) በዓልቲ ቤቱ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ ናብ ኣይቮሪ ኮስት ምስጢራዊ መገሻ ገይራ ከም ዝቐነየት ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እታ ምስ በዓል ቤታ ይኹን ንውልቃ ቅድሚ ሎሚ ንወጻኢ ክትገይሽ ዘይተራእየት ወ/ሮ ሳባ፣ ናብ ኣይቨሪኮስት ዑደት ምግባራ ዘገርም ተርእዮ ምንባሩ ተዓዘብቲ ይገልጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT