ኣገዳሲ ሓበሬታ ፓልቶክ: Paltalk Eritrean Room @Fidel One March 19, 2011 12:32 pmMessageassenna00 SHARE ኣለና፣ ኣብ ዝሓለፉ 20 ክፋላት ጽሑፋት “ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ” ንዝነበሩ ፖለቲካዊን ታሪኻውን ትንታነታት ሓፈሻዊ ገምጋም ክገብር ኢዩ። Continue reading POST TAGS: @fideleritreanpaltalkroomሓበሬታኣገዳሲፓልቶክ
Iኤ.ሰ.መ ኤ.ኣ.፡ ቶግርባ.ኦርግ: ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ March 1, 2011 9:02 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ቶጎርባ.ኮም ይቕሬታ ዝሓተትካሉ ትደግሞ ኣለኻ ሕጋዊ ዲዩ? ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 2ይ ክፋል ከም ወትሩ ንኩሉ ደላይ ሰላም ደላይ ፍትሒ ዕዙዝ ሰላምታይ የቐድም። Continue reading POST TAGS: ፡iኤመመሰልመንእሰይ፡ሰሰብብሕጊተገዝኡቶግርባናጽነትኣኣኽብሩ፡ኤኦርግውልቓዊዕጡቕደምበፓልቶክ
ኤርትራዊ ሰብኣዊ መሰል ኤለክትሮኒክ ኣርካይቭ፡ ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ቶጎርባ. ኦርግ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ February 23, 2011 12:09 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣቐዲመ ንኩሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ዕዙዝ ሰላምታይ የቕርብ። ቐጺለ <ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ምኽባር> ባህርያዊ ትዕድልቲ ደቒ ሰባት ስለዝኾነ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ከኽብሮ ዝግባእ`ዩ። መሰረታዊ መትከል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሕጊ ዝሰፈረ ክብርን መሰልን ደቒ ሰባት ኢዩ። Continue reading POST TAGS: መሰልመንእሰይ፡ሰብሰብኣዊብሕጊተገዝኡቶጎርባናጽነትኣርካይቭ፡ኣኽብሩ፡ኤለክትሮኒክኤርትራዊኦርግውልቓዊዕጡቕደምበፓልቶክ
ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣሰና ኣብ ፓልቶክ ‘ሩም፡ ዕጡቕ መንእሰይ ኤርትራ ንዲሞክራስን ፍትሕን’ November 24, 2010 8:46 pmMessageassenna00 SHARE ኣፍ እቲ ከየድምጽ መሰሉ ዝተገፎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ደው ዝበሉ ኣማሓደርቲ ኣሰና፡ ንሰንበት ዕለት 5/12/2010፡ ኣብ ፓልቶክ Room Eritrea Etuq menisey Eritrea niDimokrasin fithin ክቐርቡ እዮም። Continue reading POST TAGS: ሓበረታመንእሰይሩም፡ንዲሞክራስንኣሰናኣብኣገዳሲኤርትራዕጡቕፍትሕንፓልቶክ
ሓበሬታ ንኩልኽን ግዱሳት ትኽታተልቲ ፓልቶክ April 29, 2008 7:33 pmሓፈሻዊassenna00 SHARE ንዓርቢ ዕለት 9 ግንቦት 2008፡ ሰዓት 9፡30 (21፡30) ብኣቈጻጽራ በርሊን ሓውና ሃይለ ገብሩ ፡ኣቦ ወንበር ናይ ኮሚስዮን ምምሰራት ሰልፊ፡ ኣብ Eritrea democracy for all discussion group ጋሻና ኮይኑ ከምሲ ስለ ዝኾነ ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም Continue reading POST TAGS: ሓበሬታትኽታተልቲንኩልኽንግዱሳትፓልቶክ
ኣገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ መጸዋዕታ ( ፓልቶክ (Paltalk), ኣዳራሽ Eritrean room for strong and united opposition “ June 27, 2007 1:51 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ገዲም ተጋዳላይን ደራሳይን ፍስሓጽዮን ገብረ ብጉዳይ ዶብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን ትማልን ሎሚን ብዝብል ዛዕባ ንህዝቢ ንምሕባር ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ፓልቶክ (Paltalk), ኣዳራሽ Eritrean room for strong and united opposition ” Continue reading POST TAGS: eritreanoppositionpaltalkroomstrongunitedህዝባዊመጸዋዕታምልክታኣዳራሽኣገዳሲፓልቶክ