መደረ ኤልሳ ጭሩም (ዳሬክተር) ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ ኣብ ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ March 15, 2010 10:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣ ሎሚ ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ምዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ ካብቲ ብዙሕ መዳርግቲ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮና ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ኣደራዕን ንኽዛረብ ዕድል ብምርካበይ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። Continue reading POST TAGS: ሓልዮትመሰላትመዓልቲመደረመጋቢትሰብኣዊኣህጉራዊኣብኣንስትዮኤልሳኤርትራደቂዳሬክተርጭሩምጽንብል
ሕዝባዊ ዕድመ: ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ: ኣብ ከተማ ስቶክሆልም February 19, 2010 8:53 pmMessageassenna00 SHARE ብምኽንያት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፣ ኤርትራውያን ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንውሕደት ኣብ ሽወደን፡ ምስ ስዊድናዊ-ኤርትራዊ ሕብረት ንዲሞክራስያዊ ምዕባለ፣ ንቀዳም ዕለት 6 መጋቢት 2010፡ ኣገዳሲ ሰሚናርን፡ ባህላዊ ምሸትን ኣዳልዩልኩም ሰለዘሎ፡ ኣብዚ ታሪኻዊ ምሸት ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድመኩም ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሕዝባዊመዓልቲመጋቢትስቶክሆልምኣህጉራዊኣብኣንስትዮከተማዕድመደቂጽንብል
ባህላዊ ምሸት ብምኽንያት ጽንብል 17 ዓመት መዓልቲ ናጽነት April 29, 2008 7:40 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብ ከተማ ከለን ዝርከብ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን፡ መበል 17 ዓመት ናጽነት ሃገርና ንምጽንባል ድሙቕ ባህላዊ ሳዕስዒትን ጸወታን ኣዳልዩ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ብኽብሪ ይዕድም። Continue reading POST TAGS: መዓልቲምሸትባህላዊብምኽንያትናጽነትዓመትጽንብል