ስርዓት ህግደፍ ጽሑፋት ኣሰና ካብ ኢንተርነት ብምሕታም ኣመሓላሊፍኩም ብዝብል ምኽንያት ክልተ ተማሃሮ ኣሲሩ። February 6, 2011 3:25 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጽሑፋት ኣሰና ካብ ኢንተርነት ብምሕታም ናብ ካልኦት ሰባት ኣመሓላሊፍኩም ብዝብል ምኽንያት፡ ንኽልተ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣብ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ኣሲሩዎም ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍምኽንያትስርዓትብምሕታምብዝብልተማሃሮኢንተርነትኣመሓላሊፍኩምኣሰናኣሲሩ።ካብክልተጽሑፋት
ጻውዒት ንግዱሳት ኤርትራውያን ብዛዕባ ወለንታዊ ምትሕግጋዝ ትርጉም ጽሑፋት ‘ኣለና’ October 16, 2010 2:26 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ነቲ ሓደ ግዱስን ተባዕን ኤርትራዊ ተጋዳላይ ‘ኣለና’ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ “ ትልሚ፡ ንዘርኢ ክርዳድ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ብተኸታታሊ ዘቕርቦ ዘሎ ጽሑፍ፡ ብዓረብን ብእንግሊዝኛን ተተርጕሙ ክቐርብ ብዙሓት ተኸታተልትና ርእይቶ የቕርቡልና ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣለና’ምትሕግጋዝብዛዕባትርጉምንግዱሳትኤርትራውያንወለንታዊጻውዒትጽሑፋት