ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 2ይ ክፋል May 1, 2010 12:57 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሓው ዮሴፍ ሒደት ይኸውን ‘ምበር ኣንቢበ ኢየ ውሑድ መዓልታት ይኸውን ‘ምበር ኣዝዮም ዘድንቖም በላሕትን ፈላጣትን ሰባት ብተመስጦ ክዛረቡን ክምድሩን ከስተምህሩን ሰሚዐ ኢየ በቲ ይኹን በቲ ግን ኩሉ እቲ ጣቛ እቲ ቛንቛ መሰረቱ ህዝቢ ኢዩ ሕምረት ናይ’ቲ ምግዳል Continue reading POST TAGS: 2ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
ጸሓፊ ምቅንጃው ገድሊ ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ጻህያይ ሓድጊ መግዛእቲ – 1ይ ክፋል April 26, 2010 7:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብመጀመርያ ነቶም ብዘይ ምስልካይ ንድርሰት ምቅንጃው ገድሊ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ነቢቦም ብብቕዓትን ክእለትን ዝመለሱ ብፍላይ ከኣ ሓው ሳልሕ ዮኑስ በቲ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ንነብሱ ከም ውጺኢት ምዕራባዊ ዓለም ወሲዱ ህላዌ መንነቱ ብምኽሓድ ልዕሊ እቶም ዋናታት ቛንቛ እንግሊዝ ዋና ብምዃን ኣብ መርበባት ሓቤረታ ኤርትራውያን ዱድ ዝብለሉ ዝነበረ ቛንቛ እንግሊዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ Continue reading POST TAGS: 1ይሓድጊመግዛእቲምቅንጃውኣቶክፋልዮሴፍገብሪህይወትገድሊጸሓፊጻህያይ
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራዊ ተኣምራት ሳሙኤል ከም ምኽትል ፍሉይ ልኡኹ ኣብ ኔፓል ሸይሙዎ። June 21, 2007 7:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባን-ኪ ሙን (Ban Ki-moon ) ንኤርትራዊ ተኣምራት ሳሙኤል ከም ምኽትል ፍሉይ ልኡኹ ኣብ ኔፓል ( Deputy Special Representative for Nepal) ከምኡ ‘ውን ምኽትል ሓላፊ ተልእኾ ውድብ ሕብራት ኣብ ኔፓል (Deputy Head of the United Nations Mission in Nepal ) ከምዝመዘዞ ሎሚ 20 ሰነ ካብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኒው-ዮርክ፡ ዝተዘርግሐ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገራትልኡኹሕቡራትምኽትልሳሙኤልሸይሙዎ።ተኣምራትኔፓልንኤርትራዊኣብከምዋናውድብጸሓፊፍሉይ
ኤርትራዊ ኣቶ ሃይለ መንቆርዮስ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኮይኑ ተመዚዙ May 21, 2007 11:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኮይኑ ከገልግል ከም ዝተመዘዘ መርበብ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃይለሃገራትሕቡራትመንቆርዮስተሓጋጋዚተመዚዙኣብኣቶኤርትራዊኮይኑዋናውድብጉዳያትጸሓፊፖለቲካዊ