ሞራልን ሕልናን ዘተባብዕ፣ ሽውሃት ቃልሲ ዝኸፍት፣ ተስፋ ዝህብ፣ ሰላማዊ ሰልፊ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ጀነቫ March 28, 2011 11:58 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን። Continue reading POST TAGS: ሕልናንመንእሰይሞራልንሰላማዊሰልፊሽውሃትቃልሲተስፋኣብኤርትራዘተባብዕ፣ዝህብ፣ዝኸፍት፣ጀነቫ
ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ዕዉት ክኸዉን። – እነሆ ሓበሬታ መገዲ። March 19, 2011 12:26 pmMessageassenna00 SHARE እቶም ብማኪና እትመጹ፣ ሀ፡ ካብ መጨረሻ ኣውቶባን “autoban” ኣብ ክንዲ ናብ ኤርፖርት ዘዎጽእ ትወስዱ: ንጀነቭ ላክ “Genève Lac” ዝብል ተከቲልኩም: ኣብ ካልኤይቲ ሴማ-ፎሮ (ናት ትራፊክ መብራህቲ) ን የማን ወጺእኩም ፓርኪን “Parking “ ኣብ ምርካባ ጀምሩ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታመገዲ።ሰላማዊሰልፊእነሆክኸዉን።ዕዉትጀነቫ
ወይ ጉድ! ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ውዲት ዲዩ ምሕዝነት ምስ ደገፍቲ መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ሰልፊ ጀነቫ ክትሳተፉ ምኻንኩም ኣረጋጊጽኩምልና February 16, 2010 1:46 amፖለቲካassenna00 SHARE ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሰንበት ዕለት 15/02/2010 ኣብ ናይ ኢትዮጵያውያን ፓል-ታልክ ሩም Ethiopian review.com on line ብኤልያስ ክፍለተመሪሑ፡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን ደገፍትን ወከልትን መንግስቲ ኤርትራ ከም ዶክተር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ካልኦትን ዝተሳተፍዎ ፓል-ታልክ ልዕሊ 200 ሰባት ሰሚዕዎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመንግስቲምሕዝነትምስምኻንኩምሰልፊተቓወምቲኢትዮጵያኣረጋጊጽኩምልናኣብክትሳተፉወይውዲትደገፍቲዲዩጀነቫጉድ