ኣብቲ ረመጽ ተጠቢስካ ዝወጻእካ ኣይትመስልን ሓዉ ዳኒኤል ተስፋዮዉሃንስ። November 1, 2010 9:39 pmእንካን ሃባንassenna01 SHARE ንኣተሓሳስባኻ ዘንጸባርቕ ጽሑፍካ ብምንባበይ ‘’ መን መርዓት ኢሉክን ትኩሓላ’’ ኢለ ከህዳኣካን ንመንነትካ ከይተገደስኩ ኣደብካ ከትሕዘካን ስለዝደለኹ ንታሪኽን ወነንቲ ታሪኽን ትዳረግ ኢለ ስለዘይግምተካ ካብታ ወረ መስነቒትካ ፋርማሲኻ ክብገስ መሪጸ ። Continue reading POST TAGS: ሓዉረመጽተስፋዮዉሃንስ።ተጠቢስካኣብቲኣይትመስልንዝወጻእካዳኒኤል
ስድራቤት ናይቲ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምቕታል ኣብ ዝተኻየደ ፈተነ ዝተሰወአ ሓረበኛ ተጋዳላይ ዳኒኤል ሃብተ ይሕደጎ ናይ ሓዘን ስነስርዓት ከየካይዱ ብሰበስልጣን ጸጥታ ህግደፍ ተኣዚዞም። August 17, 2009 2:05 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብሓሙስ 13 ነሓሰ 2009 ልክዕ ሰዓት 16፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መንገዲ ኣስመራ ኣብ ከባቢ ማይ ኣጣል (ጋሕተላይ) ብቀጭ ሕርሙ ዝዓይነቱ ብረት ኣብ ልዕሊ ጸይቀ ዕሉል ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከቢድ ፈተነ ቅትለት ኣካይዶም፡ እቲ ፕረሲደንት ንስክላ ክድሕን ከሎ ተሰቒሉዋ ዝነበረ መኪና ብጠያይቲ ከምዝተሃሞኸት ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃብተህግደፍሓረበኛሓዘንስነስርዓትብሰበስልጣንተኣዚዞም።ተጋዳላይናይናይቲንምቕታልንፕረዚደንትኢሳይያስኣብከየካይዱዝተሰወአዝተኻየደይሕደጎዳኒኤልጸጥታ
ሕልመይ እንተዝኾነለይ ፡ ዳኒኤል እንተዝነብረለይ ! August 15, 2009 7:24 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE እንተዝኾነለይ !ሕልመይ እንተዝኾነለይ፡ ዳኒኤል እንተዝነብረለይ ሕልሚ ንእስነተይሕልሚ መሳቶይ፡ሕልሚ ኣቦታተይሕልሚ ኣዴታተይሕልሚ ስዉኣተይ፡እንተዝኾነለይ ‘ወ እቲ ጥዑም ሕልሚ‘ታይ ነይሩኒ ዘተሓማሚ፡ ቀለመይ ዘድሚ!? ሕልመይ ኮይኑ እንተይኮኖ ንሕልመይ ናብ ደፋኒ ሕልሚ ኣይመወጣወጥኩን ኢደይምነኸስኩዎ፡ ምኸሰስኩ ነብሰይ፣እቲ ሰፊሕ ሕልሚ ዝወለዶ ጸላምብቐትሩ ‘ተጸፍየ ከይደቀሰ ኣዳምምስ ተሳእነ ልዋም ምስ ተቐብጸ ሰላምከይተጋህደ ህያው ነይሩ ከይረኸበ ጠላም፣ሰፊሕ READ MORE POST TAGS: ፡ሕልመይእንተዝነብረለይእንተዝኾነለይዳኒኤል