ስርዓት ህግደፍ ገንዘባዊ ‘መቕጻዕቲ’ ወለዲ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ይቕጽሎ ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ። January 17, 2011 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ነቲ ንገለ እዋናት ኣዋዲቑዎ ዝጸንሐ 50 ሽሕ ናቕፋ ‘መቕጻዕቲ’ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ብምቕጻል፡ ንወለዲ የሸገርን ይኣስርን ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። Continue reading POST TAGS: ‘መቕጻዕቲ’ህግደፍሓበሬታሰገነይቲስርዓትስደትናብንኡስኣረዲኡ።ከምዘሎካብወለዲዘምለጡዜጋታትዝተረኽበዞባይቕጽሎገንዘባዊ
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኤርትራ፡ ሞባይል ቴለፎን ሒዙ ዝተረኽበ ኣባል ሰራዊት፡ “ብሃገራዊ ክድዓት ክሕተት ‘ዩ” ዝብል ዘዋሪ ምልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። February 24, 2009 5:35 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትማሊ ሰኑይ 23 ለካቲት፡ ዝኾነ ሞባይል ቴለፎን ሒዙ ዝተረኽበ ኣባል ሰራዊት “ሃገራዊ ክድዓት ከምዝፈጸመ ተሓሲቡ፡ ስጉምቲ ክውሰደሉ እዩ” ዝብል ከቢድ መጠንቀቕታ ዝተጻሕፎ ናይ ሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ክታም ዘለዎ ዘዋሪ መልእኽቲ ናብ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዝተመሓላለፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ዩ”“ብሃገራዊሒዙሚኒስትሪምልእኽቲምክልኻልሞባይልሰራዊት፡ቴለፎንኣመሓላሊፉ።ኣባልኤርትራ፡ክሕተትክድዓትዘዋሪዝብልዝተረኽበ