ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብዓይነቱ ዝተፈልየ ዕዉት ፈስቲቫል ኣካይዶም። August 24, 2008 2:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቓልሲ ኤርትራ (ባሕቲ መስከረም) ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ዝወደቡዎ “ፈስቲቫል ሰላም”፡ ንሃገራዊ ናይ ቃልስን ሓርነትን መንፈስ ብዘለዓዕል ፍሉይን ምዕሩግን ኣገባብ ትማሊ 23 ነሓሰ ኣብ ለንደን ብዓወት ተኻይዱ። Continue reading POST TAGS: ማሕበራትንሲቪካውያንብሪጣንያብዓይነቱተቓወምቲኣብኣካይዶም።ውድባትንዓባይዕዉትዝመደበሮምዝተፈልየፈስቲቫል
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ዝመደበሮም ብዙሓት ነጋዶ ኣሲሩ ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ። April 12, 2008 8:03 pmእዋናዊ ዜናassenna10 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ጠንቁ ብዘይተነጸረ ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ዝመደበሮም ብዙሓት ነጋዶ ኣሲሩ ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍምህላዉምንጭታትስርዓትብዙሓትነጋዶኣሲሩኣስመራኣብዝመደበሮምይሕብሩ።
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምምካት ተወሃሂዶም ክሰርሑ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። December 2, 2007 11:44 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራት፡ መደበራት ዜናን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ሎሚ 2 ሕዳር ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምምካትን ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእን ኣብ ሓደ ጽላል ሰሚሮም ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ዕማም ከካይዱ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። ነቲ ብስምረት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ናይ መኸተ ዕማማቶም እተወሃህድ ሓባራዊ ሽማግለ ‘ውን ኣቝሞም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍማሕበራትንምምካትሲቪካውያንስርዓትብምሉእተሰማሚዖም።ተቓወምቲተወሃሂዶምኣብእንግሊዝክሰርሑውልቀምልካዊውድባትንዓዲዝመደበሮምድምጺ