ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገንይቲ ብጅምላ ኣብ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኑ April 27, 2011 9:05 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ኣድማ ከይጅመር ኣብ ሻቕሎት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ ንጉሆ ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገነይቲ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎነ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከተማ ሰገንይቲ ንቐንዲ ቀሺ ናይቲ ዓዲ ንሳዋ ኪኸይድ ናይ ሓንቲ መዓልቲ መጠንቐቕታ ድሕሪ ምሃቦም፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሎሚሒደትሓብሬታሰገንይቲቁጽሪቅድሚቤትማእሰርቲብጅምላተዳጕኑንጉሆኣረዲኡ።ኣብኤርትራከምዘሎካብዘለዎዝረኸብናዮደቃይቕገዚፍ
ኣብ ፓኪስታን ካብ ዝተኣሰሩ 5 ኣመሪካውያን ጥርጡራት ግብረሽበራ እቲ ሓደ ኤርትራዊ መበቆል ከም ዘለዎ ተጠቒሱ ‘ኳ እንተነበረ ዜጋ ናይ ካልእ ሃገር ምዃኑ Seattle Times ኣመልኪቱ። December 29, 2009 3:13 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ፓኪስታን ካብ ዝተኣሰሩ 5 ኣመሪካውያን ጥርጡራት ግብረሽበራ እቲ ሓደ ኤርትራዊ መበቆል ከም ዘለዎ ብዝተፈላለያ ፍሉጣት ማዕከናት ዜና ዓለም ተጠቒሱ ‘ኳ እንተነበረ፡ ዜጋ ናይ ካልእ ሃገር ምዃኑ Seattle Times ብ 26 ታሕሳስ ኣብ ዘስፈሮ ዓንቀጽ ኣመልኪቱ። Continue reading POST TAGS: ‘ኳseattletimesሃገርመበቆልምዃኑተጠቒሱናይኣመልኪቱ።ኣመሪካውያንእንተነበረከምካልእካብዘለዎዜጋዝተኣሰሩግብረሽበራጥርጡራትፓኪስታን
ህግደፍ ኣብቲ ኣብ ካብ ዓለም ዝለዓለ ሙቐት ዘለዎ ዓሰብ ትሕቲ መሬት ዝኣሰሮም ኣርባዕተ ኣመንቲ ክርስትና ተሳቕዮም ከምዝሞቱ ተፍሊጡ። June 4, 2009 4:54 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣብቲ ኣብ ካብ ዓለም ዝለዓለ ሙቐት ከምዘለዎ ዝእመነሉ ወደብ ዓሰብ፡ ኣብ ትሕቲ መሬት ን ሽዱሽተ ዓመት መመላእታ ዝኣሰሮም ኣርባዕተ ኣመንቲ ክርስትና ተሳቕዮም ከምዝሞቱ CFC ዝተባህለ ንመሰል ናጽነት ሃይማኖት ዝጉስጕስ ማሕበር ንናይ ዓይኒ መሰኻኽር ጸብጻብ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ። ካልኦት ኣርባዕተ ኣመንቲ ‘ውን ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ጸላም ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽናሕ ሃንደበት ናብ ብርቱዕ ብርሃን ብምቅልዖም ዓይኖም ከምዝዓወሩ እቲ ሓበሬታ ይጠቅስ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመሬትሙቐትተሳቕዮምተፍሊጡ።ትሕቲኣመንቲኣርባዕተኣብኣብቲከምዝሞቱካብክርስትናዓለምዓሰብዘለዎዝለዓለዝኣሰሮም
ናብ ኩሉ ሕልናን ሓልዮት ህዝቢ ዘለዎ ኤርትራዊ October 1, 2007 6:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE እዚ ሰለ ዝኾነ ከኣ እቲ ኣሜርካ ወጢኖሞ ዘለው ውሳኔ ንመንግስቲ ኤርትራ ናብ መወልቲ ግብረ ሽበራ ምስራዕ ንጭኹን ህዝቢ ኤርትራ ዝምልከት ከምዘይኾነ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ’ዩ ፡፡ ውልቀ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ድማ ስርዓት ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ይኽእል’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ግን ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ኣይክእልን እዩ ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓልዮትሕልናንናብኤርትራዊኩሉዘለዎ