ሙባራክ ከይዱ፡ ዉልቀ-መለኽቲ ተመሳሳሊ ዕጫ ይጽበዮም February 11, 2011 8:45 pmኣብነትassenna00 SHARE ን18 መዓልታት መመላእታ ኣዉያት ህዝቡ ዕሽሽ ብምባል ስልጣኑ ንኸይለቕቕ ሓንጊዱ፡ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሓይሊ ብረት ንልቢ ግብጻውያን ሰይሩ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝጸንሐ ፕረዝደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ፡ ዓርቢ 11 ለካቲት 2011 ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ብወግዒ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: መለኽቲሙባራክተመሳሳሊከይዱ፡ዉልቀዕጫይጽበዮም
ከምዘይሕጋዊ ስደተኛ ክፍለጥ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ዜጋ ኣስታት 170 ሽሕ ዶላር ዕጫ ሎቶሪ በጺሑዎ። September 5, 2009 3:51 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሽወደን ን6 ዓመት ከምዘይሕጋዊ ስደተኛ ክቕመጥ ዝጸንሐ ወዲ 28 ዓመት ተስፋልደት ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣስታት 1. 2 ሚልዮን ክሮነር ሽወደን ወይ ድማ ኣስታት 170 ሽሕ ዶላር ዕጫ ሎቶሪ በጺሑዎ፡ ነዚ ብጽቡቕ ዕድሉ ዝረኸቦ ዓወት ክቕበል ሎሚ 5 መስከረም ኣብ ቴለቪዥን ከምዝቐረበ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: 170ሎቶሪስደተኛሽሕበጺሑዎ።ኣስታትኤርትራዊከምዘይሕጋዊክፍለጥዕጫዜጋዝጸንሐዶላር