ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩውየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ኣብ ካናዳ ዑቕባ ሓቲቱ። June 23, 2009 5:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩወየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ምስ ስድራቤቱ ኣብ ካናዳ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ብቐጥታ ዘዘራረቡዎ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ካናዳ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድኣምባሳደርኣብኤርትራኩውየትካናዳዑመርዑቕባዝነበረጭሩም
ብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ መሓመድ ዑመር (ረመጭ) ዓሪፉ። May 30, 2009 3:59 amMessageassenna00 SHARE ካብ 1967 ኣትሒዙ ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ዝተጋደለ፡ ድሕሪ ናጽነት ከም ኣዛዚ ክፍለሰራዊት፡ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ድማ ከም ኣዛዚ ስታፍ "ስርሒት ሓደ" ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ መሓመድ ዑመር (ረመጭ) ትማሊ 29 ግንቦት ብሕማም ከምዝዓረፈ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ ኣፍሊጡ። ኣሰና - ንቤተሰቡ ጽንዓት ይሃብኩም READ MORE POST TAGS: መሓመድረመጭብሪጋደርዑመርዓሪፉ።ዓብዱጀነራል