ሰራዊት ሲሪላንካ ‘ታሚል ታይገርስ’ ዝኾና 12 ነፈርቲ ውግእ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ተዓቝበን ከምዘለዋ ምግላጹ ‘ቮይስ ታሚል’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። August 31, 2009 11:53 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰራዊት ሲሪላንካ ንብረት ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ብመንግስቲ ናይታ ሃገር ዝተሳዕረ ምንቅስቃስ ‘ታሚል ታይገርስ’ ዝኾና 12 ነፈርቲ ውግእ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ተዓቝበን ከምዘለዋ ምግላጹ ‘ቮይስ ታሚል’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ‘ቮይስ‘ታሚልሓበሬታመርበብመዓርፎምግላጹሰራዊትሲሪላንካተዓቝበንታሚል’ታይገርስ’ነፈርቲኣብኣፍሊጡ።ኤርትራከምዘለዋውግእዝርከብዝተባህለዝኾና
ኣብ ውግእ ኤርትራን ጅቡትን 78 ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ተቐቲሎም። June 17, 2008 1:03 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ከምዘመልክቶ ኣብቲ ብዕለት 10ን 11ን ሰነ ንኽልተ መዓልቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሰራዊት ጅቡትን ዝተኻየደ ውግእ ብወገን ኤርትራ 78 ከምዝተሞቱን 117 ዝተወግኡ ተፈሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሰራዊትተቐቲሎም።ኣባላትኣብኤርትራኤርትራንውግእጅቡትን