ወተሃደራት ኤርትራ ዶብ ጥሒሶም ናብ ጅቡቲ ብምእታው መከላኸሊ ዕርዲ የዳልዉ ከምዘለዉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። April 22, 2008 5:26 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ-ሰለስተ መዓልታት ብወገን ራስ-ዱሜራ ዶብ ጥሒሶም ናብ ጅቡቲ ብምእታው መከላኸሊ ዕርዲ የዳልዉ ከምዘለዉ ንሓደ “ስሙ ክንገረሉ ዘይደለየ” በዓል ስልጣን ጅቡቲ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።መከላኸሊብምእታውናብኣገልግሎትኤርትራከምዘለዉወተሃደራትዕርዲዜናየዳልዉዶብጅቡቲጥሒሶምፈረንሳ
ዕጡቓት ወተሃደራት ኣብ ገምገም ባሕሪ ኤርትራ 23 ገፈፍቲ ዓሳ ምስሪ ከምዝሓዙ ሮይተርስ ሓቢሩ። June 8, 2007 6:08 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፡ ዕጡቓት ወተሃደራት ኤርትራ ጽዕጹዕ ቶኽሲ ብምኽፋት 23 ገፈፍቲ ዓሳ ምስሪ ከምዝሓዙ ሮይተርስ ሎሚ 08 ሰነ ካብ መትረብ ስዌጽ (ምስሪ) ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ምስሪሮይተርስባሕሪኣብኤርትራከምዝሓዙወተሃደራትዓሳዕጡቓትገምገምገፈፍቲ