Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወተሃደራት ኤርትራ ዶብ ጥሒሶም ናብ ጅቡቲ ብምእታው መከላኸሊ ዕርዲ የዳልዉ ከምዘለዉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።

ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ-ሰለስተ መዓልታት ብወገን ራስ-ዱሜራ ዶብ ጥሒሶም ናብ ጅቡቲ ብምእታው
መከላኸሊ ዕርዲ የዳልዉ ከምዘለዉ ንሓደ “ስሙ ክንገረሉ ዘይደለየ” በዓል ስልጣን ጅቡቲ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና
ፈረንሳ ሓቢሩ።

ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ-ሰለስተ መዓልታት ብወገን ራስ-ዱሜራ ዶብ ጥሒሶም ናብ ጅቡቲ ብምእታው
መከላኸሊ ዕርዲ የዳልዉ ከምዘለዉ ንሓደ “ስሙ ክንገረሉ ዘይደለየ” በዓል ስልጣን ጅቡቲ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና
ፈረንሳ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT