2011 ዓመተ ለውጢ ክትከውን ብሓባር ንለዓል ! April 22, 2011 8:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሕጋውነት ካብ ዘጥፍእ ዓመታት ኣሕሊፉ’ዩ። ሕጋውነት ኣጥፊኡ ክንብል ከለና፡ ብሕጊ መጺኡ ማለት ኣይኮነን። ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ኣንቢሩሉ ዝነበረ እምነት ኣባኺኑዎ እዩ ማለትና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ወዲቑ፡ ኣብ ቃሬዛ ለጥ ኢሉ እዩ ዝመርሕ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2011ለውጢብሓባርንለዓልክትከውንዓመተ
ብኣፍካ ጸፍ ብምባል ወረጃ ክትከውን ምፍታን ናይ ድኹማት ስነመጎት ኢዩ። March 15, 2009 5:58 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE መራኸቢ ብዙሃን የልምዕ መራከቢ ብዙሃን ድማ የጥፍእ። ክንዲ ዝኾነ መራኸቢ ብዙሃን ሚዛናዊን ሓቀኛን ኪኸውን ይግባእ።እንተኾነ ብዙሓት ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ምዕባለ ተጠቒሞም ሕሱር ፕሮፖጋንዳ የካይዱ። ካብ ኩሉ ዘስደመም ድማ ብኣፎም ጸፍ ዝብሉ ወይ ብኻልኦት ዝወራዘዩ ምዃኖም ኢዩ።ገለ ዉሑድ ካብቲ ብዙሕ ከም ኣብነት ክጠቅስ። Continue reading POST TAGS: ምፍታንስነመጎትብምባልብኣፍካናይኢዩ።ክትከውንወረጃድኹማትጸፍ