ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ’ዶ ወይስ ብዝኾነ ሓይሊ ካብ ስልጣን ምእላይ? (ክልቲኡ ኣይምረጽን ግን ክኣ ሃስያኡ ይፈላለ።) September 20, 2010 1:43 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ብጸጋይ ገብረሂወት ሎንደን። <ኣብ መንጎ ደገፍቲ ዋዕላን ጸረ ዋዕላን ሰለስተ ፈላለይቲ ስግኣታት ኣለዋ። ጸረ ዋዕላ ከም ቀንዲ ንዋዕላ ዘይ መደገፊ ምኽንያት ዘቕርብወን ክኣ እዚአን ኢየን። ሕቶ ቢሄር፣ ሕቶ ሃይማኖት፣ ምትእትታው ኢትዮጵያ፣-” ኣብ ዝብል 1ይ ክፋል ጽሑፈይ ኣመንጕየ ነይረ፣ እንሆ ሕጂ ድማ 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል፣ ሰናይ ንባብ፣- Continue reading POST TAGS: ሃስያኡሎንደን።ሓይሊምእላይምጽናሕ’ዶስልጣንብዝኾነብጸጋይኢሳያስኣብኣይምረጽንካብክልቲኡክኣወይስይፈላለ።ገብረሂወትግን
ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ’ዶ ወይስ ብዝኾነ ሓይሊ ካብ ስልጣን ምእላይ? (ክልቲኡ ኣይምረጽን ግን ክኣ ሃስያኡ ይፈላለ።) ብጸጋይ ገብረሂወት – ሎንደን። September 17, 2010 9:45 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE እዚ ሕቶ’ዚ ኣብ ብዙሓት ኣሻማዊ ኮይኑ ዘሎ ሕቶ ኢዩ። ብፍላይ ድሕሪ ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ ክኣ ረስኒ ወሲኹ ኣብ ኩሉ ናይ ክትዕ መአንገዲ ቦታታት፣ ፓልቶክ፣ ሰሚናራት፣ ወብሳይታት እንተላይ ፈይስቡክን ትዊተርን ከይተረፈ ከካትዕ ጸኒሑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሃስያኡሎንደን።ሓይሊምእላይምጽናሕ’ዶስልጣንብዝኾነብጸጋይኢሳያስኣብኣይምረጽንካብክልቲኡክኣወይስይፈላለ።ገብረሂወትግን
ክልቲኡ ቕዱስ ሃይማኖታትና ዓንዲ ማእከል ፍቕርና’ምበር መንቀሊ ጽልኢታትና አይኮነን November 28, 2009 6:47 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብተስፋይ ተኽለ ህዝቢ ኤርትራ ንኽልቲኡ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታት ክርስትና ኮነ ምስልምና፣ ካብቶም ቀዳሞት ዝተቐበሉዎ አህዛብ ሐደ ኢዩ። ክልቲኡ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታትና ከአ አብ ማሕበራዊ መነባብሮና ኮነ አብ መዓልታዊ ጉዕዞና፣ ከም ህዝቢ ጸገም ፈጢሩልና አይፈልጥን ኢዩ። ክልቲኡ ሃይማኖታት ብሐቀኛን መሰረታዊ መግለጺኡ ንፍቕርን ሰላምን ሕውነትን’ምበር፣ ንጽልኢን ጎነጽን ባእሲን ከቶ አየስተምህርን ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃይማኖታትናመንቀሊማእከልቕዱስአይኮነንክልቲኡዓንዲጽልኢታትናፍቕርና’ምበር