Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክልቲኡ ቕዱስ ሃይማኖታትና ዓንዲ ማእከል ፍቕርና’ምበር መንቀሊ ጽልኢታትና አይኮነን

 ብተስፋይ ተኽለ

ህዝቢ ኤርትራ ንኽልቲኡ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታት ክርስትና ኮነ ምስልምና፣ ካብቶም ቀዳሞት ዝተቐበሉዎ አህዛብ ሐደ ኢዩ። ክልቲኡ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታትና ከአ አብ ማሕበራዊ መነባብሮና ኮነ  አብ መዓልታዊ ጉዕዞና፣ ከም ህዝቢ ጸገም ፈጢሩልና አይፈልጥን ኢዩ። ክልቲኡ ሃይማኖታት ብሐቀኛን መሰረታዊ መግለጺኡ ንፍቕርን ሰላምን ሕውነትንምበር፣ ንጽልኢን ጎነጽን ባእሲን ከቶ አየስተምህርን ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT