ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ። May 20, 2011 7:55 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ብዕለት 14 ግንቦት 2011 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ።ኣብ ኖርወይ፡ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ክምስረት መጀመርያኡ ኣይኮነን። ናይ ሎሚ 25 ዓመት፡ በቶም ውሑዳት ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተመስሪቱ ኔሩ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 2011ሓድሽንማሕበረሰብብዕለትተመስሪቱ።ነጻንኖርወይ፡ኣብኤርትራውያንኦስሎ፡ከተማግንቦት
ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ October 28, 2010 8:18 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊህዝባዊኖርወይኣብኣኼባኤርትራዊኦስሎ፡ኮሚሽንዕዉት