ኣማኑኤል ኢያሱ እዝጊ ኣማኺሩካ! (2ይ ክፋል) ብ ማይክል(ብራዘር) ተኸለ November 30, 2010 11:51 pmሌላassenna10 SHARE ኣብ ቀርዳማይ ክፋል ጽሑፈይ: ንወዲ ትኹል ኣልዒለ ብዛዕባ ህላዌኡ: መርገጺኡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ዘሎዎ ቀይሩ ንህዝቡ ክኽሕስ:ንዝሕረረ ልቢ ህዝቡ ክድብስን ንሰማእታትና ድማ ሞስኦም ክመልስ ዝብል ጽሒፈ ኔረ፣ሕጂ ድማ ካልኣይ ክፋል ናይ ተስፋይ መሓሪ(ፍሒራ) የቅርበልኩም Continue reading POST TAGS: 2ይማይክልብብራዘርተኸለኢያሱኣማኑኤልኣማኺሩካእዝጊክፋል
ኣማኑኤል ኢያሱ እዝጊ ኣማኺሩካ ! November 5, 2010 1:12 amሌላassenna00 SHARE ወዲ ትኹል ብሓቂ ኣብ ልዕሊ መሬት ትነብር ኣለኻ? ኣብ ልዕሊ መሬት ትነብር እንተሊኻ ኣበል ደኣ ‘ሎ እቲ ኩሉ ክእለትካ? ኣበይ ኣሎ እቲ ጥዑም ጎሮሮኻ? ድምጽኻ ኣብ ክንዲ ንደገ ተውጽኦ ከም ዝተደጎለ ሓዊ ንውሽጢ መሊስካዮ፡ ከም ነብሰ ጾር ኣብ ከብድኻ ሒዝካዮ ትጓዓዝ ኣለኻ። Continue reading POST TAGS: ኢያሱኣማኑኤልኣማኺሩካእዝጊ
ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ! ካልእ ኣማራጺ’ኸ ኣሎ’ዶ? – ሕድሪ ሰማእታትና!!!! June 20, 2008 8:39 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዘቢ ኤርትራ፡ ኣብ መሪር ተጋድሎኡ፡ ብርሃን ናጽነት ኣብ ኤርትራና ንክውላዕ፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ደቁ፡ ኣሓቱን ኣሕዋቱን፡ ነታ እንኮ ክብርቲ ሂወቶም ብጅግንነት ወፍዮማ ሓሊፎም። Continue reading POST TAGS: ሕድሪሰማእታትናኣሎ’ዶኣማራጺ’ኸእዝጊካልእዝሃበይሃቦ