ካብ በልኩም ዓድና ጽቡቕ ኣሎ እሞ ሰላም ሃቡና ኪዱ ናብ ብዓል እካኣሎ April 10, 2010 1:22 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ዋሓጥዎ ተልናዮም ተመሊሶም ዝጎስዑ ሰይጣን ዝሰረሮም ተማዒዶም ዘይሰምዑ ስኒት ሰላም ገዲፎም ህውከት ክጽውዑ ንሃገራዊ ጉዳይ ገይረሞ ስራሕ ቆሉዑ ሕማም ከይኸውን ሙሁራትና አጽንዑ Continue reading POST TAGS: ሃቡናሰላምበልኩምብዓልናብኣሎእሞእካኣሎኪዱካብዓድናጽቡቕ
ውረስ ይብሉኒ እንታይ እየ እሞ ኽወርስ? June 9, 2007 1:42 amፖለቲካassenna00 SHARE በሉ ወይ ወረስ ኣይትበሉኒ፡ ወይ ድማ እቲ ዝግባኣኒ ሕድሪ ስውእ ኣውርሱኒ፡ ልዕልና ሕጊ ዘረጋግጽ፡ ኩናት ብሰላም፡ ዓመጽ ብፍትሒ፡ ዝትክእ። ሓድነት እዚ ሕላገቱ፡ ፍትሒ እዚ ባይትኡ፡ትርግታ ህዝቢ ኤርትራ ብኣንኹሮ ዝሰምዕ። ኣራግጻ እግሪ ሓደ፡ ንጥምርትን ስምርትን ብልጽግቲ ኤርትራ ዝሰርሕ ደምበ ተቓውሞ ኣውርሱኒ። Continue reading POST TAGS: እሞእንታይእየኽወርስውረስይብሉኒ