Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ በልኩም ዓድና ጽቡቕ ኣሎ እሞ ሰላም ሃቡና ኪዱ ናብ ብዓል እካኣሎ

ዋሓጥዎ ተልናዮም ተመሊሶም ዝጎስዑ

ሰይጣን ዝሰረሮም ተማዒዶም ዘይሰምዑ

ስኒት ሰላም ገዲፎም ህውከት ክጽውዑ

ንሃገራዊ ጉዳይ ገይረሞ ስራሕ ቆሉዑ

ሕማም ከይኸውን ሙሁራትና አጽንዑ

ዋሓጥዎ ተልናዮም ተመሊሶም ዝጎስዑ

ሰይጣን ዝሰረሮም ተማዒዶም ዘይሰምዑ

ስኒት ሰላም ገዲፎም ህውከት ክጽውዑ

ንሃገራዊ ጉዳይ ገይረሞ ስራሕ ቆሉዑ

ሕማም ከይኸውን ሙሁራትና አጽንዑ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT