ክልተ ግዱሳት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ድምጺ ኣሰና ንምሕያል ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም። September 3, 2010 12:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ (ሜሪላንድ) ዝምቕማጡ ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ድምጺ ኣሰና፡ “ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን እትገሮ ዘላ ኣስተዋጽኦ ህዝባዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ” ብምባል፡ ብሕሳብ ሓደ ዶላር ንመዓልቲ፡ ናይ ዓመት ማለት 365 ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቱ። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲንምሕያልኣሰናኣሰና፡ኣበርክቶክልተድምጺገንዘባዊገይሮም።ግዱሳት
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ዓውደ-ሞያኦም ብምግምጋም፡ ብሉጽ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ-ሞያ ሸሊሞም። June 13, 2010 11:58 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሙዘቀኛታት “ክብሪ ሞያና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተኣኪቦም፡ ዓውዲ ሙዚቃ ኤርትራውያን ንምግምጋምን ፍሉይ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሞያውያን ሙዚቀኛታት ንምትብባዕን ዝዕላምኡ ውራይ ከም ዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሙዚቀኛታትሞያሞያኦምሰሜንሰብሸሊሞም።ብሉጽብምግምጋም፡ንዝገበሩኣመሪካኣበርክቶኣብኤርትራውያንዓውደዝርከቡ