ይኣክል! ኣማን ብኣማን – ብ ሰሎሙን ገብረእየሱስ May 6, 2011 9:03 pmፖለቲካassenna00 SHARE ይኣክል እወ በቃ! ደጊም ፍትሒ፡ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራ። ይገርም’ዩ ቅድሚ ሒደት ዓመታት ኣብ ከምዚ ቦታ ወይ ከተማ ኣንጻር ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተጌሩ ሰሚዕካ ክንደይ ሰብ ከምዝተሳተፎ ንኽትዕዘብ ስእልታት ሰልፊ ክትርእይ ትህንደድ። እቲ ስእሊ ግና ከምቲ ዝተጸበኻዮ ስለዘይጸንሓካ ኣዚኻ ትሓዝንን ትስከፍን። Continue reading POST TAGS: ሰሎሙንብብኣማንኣማንይኣክልገብረእየሱስ
ኣማን ብኣማን ሕብሪ ዘይብሉ ሰብ – ብኢሳያስ ኣስፍሃ January 27, 2011 10:12 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ፈታውየይ ስልኪ ደዊሉ ኣብታ ንህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራሕ እተተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ብዛዕባይ ብሓደ <ዶክቶር> ጸጋዝኣብ ገብረጊዮርጊስ ዝተባህለ ግለ-ሰብ ብቋንቋ እንግሊዘኛ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፉ ከምዝጠቐሰኒ ምስ ሓበረኒ ነቲ ጽሑፉ ብጽሞና ኣምቢበዮ ናይ ብሓቂ ክኣ ገሪሙኒ፣፣ Continue reading POST TAGS: ሕብሪሰብብኢሳያስብኣማንኣማንኣስፍሃዘይብሉ
ትምኒት ኣማን August 3, 2008 2:44 amናዕታ ፍቕሪassenna00 SHARE መዓልትን ለይትን ክባራረ ፈልከት ዘየበለኪ ልበይ ሓሳብ ዘይቀየረ ትምኒት ኣማን ካብ ህይወት ትሕረ Continue reading POST TAGS: ትምኒትኣማን