ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዓዲ እንግሊዝ ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብድሙቕ ኣገባብ ጸምቢሎማ። May 25, 2008 5:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም፡ 13 ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምቕያር ዝኣምኑን ዝቃለሱን ግዱሳት ኤርትራውያንን ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ኩሎም ብሓባር ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ብምርኻብ ብፍልይ ዝበለ ድምቀት ጸምቢሎማ። Continue reading POST TAGS: መዓልቲማሕበራትንሲቪካውያንብድሙቕተቓወምቲናጽነትን24ኣገባብኤርትራእንግሊዝውድባትንዓዲግንቦትጸምቢሎማ።