ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣሰና ኣብ ፓልቶክ ‘ሩም፡ ዕጡቕ መንእሰይ ኤርትራ ንዲሞክራስን ፍትሕን’ November 24, 2010 8:46 pmMessageassenna00 SHARE ኣፍ እቲ ከየድምጽ መሰሉ ዝተገፎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ደው ዝበሉ ኣማሓደርቲ ኣሰና፡ ንሰንበት ዕለት 5/12/2010፡ ኣብ ፓልቶክ Room Eritrea Etuq menisey Eritrea niDimokrasin fithin ክቐርቡ እዮም። Continue reading POST TAGS: ሓበረታመንእሰይሩም፡ንዲሞክራስንኣሰናኣብኣገዳሲኤርትራዕጡቕፍትሕንፓልቶክ
ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን ኣብ ከተማ የተቦሪ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካይዱ። – ደምዳሚ መግለጺ January 27, 2010 8:00 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን ኣብ ቅዋሙ ንዘስፈሮ መደብ መሰረት ብምግባር ሎሚ ዕለት 24/1/2010 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ የተቦሪ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣባላቱ ኣብ ዝተኣከቡሉ ኣዳራሽ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: መስራቲመግለጺማሕበርቀዳማይንዲሞክራስንኣብኣካይዱ።ኤርትራውያንከተማየተቦሪደምዳሚጉባኤኡጥርናፈፍትሕን
ሓ በ ሬ ታ – ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን January 21, 2010 8:17 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ሰንበት ዕለት 24/1/2010 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 16:00 ኣብ ክቪበሪBeväringsgatan 9 ብማሕበር ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስንፍትሕን ዝተዳለወ መስራቲ ጉባኤ ክግበር ስለዝኾነ Continue reading POST TAGS: ሓማሕበርሬበታንዲሞክራስንኤርትራውያንጥርናፈፍትሕን