ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን February 17, 2011 1:32 amMessageassenna00 SHARE ነቲ ንቀዳም ዕለት 19/02/2011 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: Continue reading POST TAGS: ሸፊልድተቐማጦንኩሉኹምኤርትራውያንከተማ
መጸዋዕታ ካብ ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን February 17, 2011 12:58 amMessageassenna00 SHARE ነቲ ንቀዳም ዕለት 19/02/2011 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: Continue reading POST TAGS: መጸዋዕታሸፊልድተቐማጦንኩሉኹምኤርትራውያንከተማካብ
መጸዋዕታ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉኹም ኤርትራውያን April 26, 2010 7:08 amMessageassenna00 SHARE መጸዋዕታ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉኹም ኤርትራውያን Continue reading POST TAGS: መንእሰያትመጸዋዕታምንቅስቓስብሪጣንያንኩሉኹምኤርትራውያንዓለምለኻዊዓባይጨንፈር
ሓበሬታ – ንኩሉኹም ፈተውትን ሰማዕትን ድምጺ ኣሰና ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ March 4, 2010 11:49 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ንድምጽና ድምጺ ውጽዓት ዝኾነት ድምጺ ኣሰና ኣጋጢሙዋ ዘሎ ፋይናንሳዊ ጸገም ንኽፍታሕ ብዓቕምና ኣበርክቶና ከነወፊ የዕሩኽቲ ኣሰና ተዳሊና ንርከብ። ነዚ ቁዱስ ሃገራዊ ዕላማ ሸትኡ ንኽወቅዕ ኩሉኹም ፈተውቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ እጃምኩም ከተወፍዩን ንኣሰና ናብ ንቡር ሂወታ ኣብ ምምላስ ተራኹም ንኽትጻወቱ ንሕና የዕሩኽቲ ኣሰና ብኽብሪ ንዕድመኩም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታሰማዕትንቤይንኩሉኹምኣሰናኣብኤርያካሊፎርንያድምጺፈተውትን