መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ሰራዊት ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ ተፈሊጡ። March 1, 2010 11:14 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንገለ ክፋል ሰራዊት ካብ ዝእዝዙ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ፡ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብገለ ካብኣቶም ተሪር ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ፡ ኢሳይያስ ከኣ ንተቓውሞታቶም ብነድርን ሕርቃንን ከምዝመለሸሉ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰራዊትስርዓትባይቶተቓውሞታትተፈሊጡ።ንላዕሊንእገዳንዝመዓርጎምኢሳያስኣመልኪቱኣብኣኼባኣዘዝቲኣፈወርቂከምዘጋጠሞካብኮለኔልዘካየዶጸጥታ
ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ገሊጾም። February 24, 2010 1:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ንምግላጽ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓበሬታ ኣመሓላሊፎም ። Continue reading POST TAGS: ቁጥዐኦምባይቶብሽሞምንብዘይኣፍልጦኦም፡ተጻሒፉ፡ናብንእገዳኣባላትኣድራሽኦምንኤርትራውያንእንግሊዝዓዲዝቃወምዝተላእከደብዳበ፡ገሊጾም።ጸጥታፓርላማ
ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ገሊጾም። February 24, 2010 1:10 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ንምግላጽ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓበሬታ ኣመሓላሊፎም ። Continue reading POST TAGS: ቁጥዐኦምባይቶብሽሞምንብዘይኣፍልጦኦም፡ተጻሒፉ፡ናብንእገዳኣባላትኣድራሽኦምንኤርትራውያንእንግሊዝዓዲዝቃወምዝተላእከደብዳበ፡ገሊጾም።ጸጥታፓርላማ
ከም ምምሕዳር ቀበሌ መሲልዎ: ንእገዳ ብጫውጫው ክምሕርዎ January 25, 2010 2:41 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ተባዕ ክትባሃል ብዙሕ ጨዲርካ ፈኪርካ በታ ሓሳዊት ቲቪ.ኤረ ንህዝቢ ኣታሊለካ ዝገብርኦ የብለንን እስከ ክንሪና እናበልካ ብነብስና ብጽፍረና ብሕቖና ክትብልቀኒኻ ዝኹሉ ጃህራኻስ እምባኣር ኣምበርኪኹካ Continue reading POST TAGS: መሲልዎምምሕዳርቀበሌብጫውጫውንእገዳከምክምሕርዎ
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ንኣባላት ህግደፍ ተኸታታሊ ኣኼባ ኣካይዱ። January 11, 2010 2:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ንኣባላት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ተኸታታሊ ኣኼባ ከምዘካየደሎም ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመራሒስርዓትባይቶተኸታታሊንኣባላትንእገዳኢሳያስኣመልኪቱኣካይዱ።ኣኼባኣፈወርቂጸጥታ
መንግስቲ ኤርትራ ንእገዳ ኣጽዋር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓስ ንተቓወምቲ ሶማል ኣጽዋር ምቕባል ከምዝቐጸለ ባይቶ ጸጥታ የቃልዕ። July 26, 2007 8:41 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኤርትራ ንእገዳ ኣጽዋር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓስ ንተቓወምቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ኣጽዋር ምቕባል ከምዝቐጸለ ብባይቶ ጸጥታ ነቲ እገዳ ክከታተል ዝተመዘዘ ጉጅለ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሕቡራትመንግስቲምቕባልሶማልባይቶብምጥሓስንተቓወምቲንእገዳኣጽዋርኤርትራከምዝቐጸለውድብየቃልዕ።ጸጥታ