መልሲ ንኣቶ በረኸት እስቲፋኖስ ዋ.ዲ. ( ብመኮነን ዓንደሚካኤል) November 17, 2010 12:22 amኣብነትassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ኤሪትራውያን ኣነ ነዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ዘዳልዎ መዋእል ኮይኑኒ እዩ። ክሳብ ሎሚ ክጽሕፎ ዘይከኣልኩሉ ምኽንያት ከኣ ኣብ ሓደ ምስ ደቂሰባት ክራኸበሉ ዘይክእል ብስሩዓት ሻዕቢያ ጥራይ ዝነብርዎ ካልእስ ይትረፍ ነታ ዝተጋደልኩላ ሃገረይ ረፈረንድም ከይገብር ተኸልኪለ ከም ጎቦታት ሳሕል ጽውጽው ዝብልዝነበረ ኮይኑኒ እየ ዝነብር ኔረ። Continue reading POST TAGS: መልሲበረኸትብመኮነንንኣቶእስቲፋኖስዋዓንደሚካኤልዲ
ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ.ደ.ህ.ኤ) September 2, 2010 11:39 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብቀዳምነት ክቡር ኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብወገን ጥዕናኻ ጽቡቕ ክትህሉን ኣብ መነባብሮኻን ኣብ እተካይዶ ዘይሕለል ህዝባዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልካ። Continue reading POST TAGS: ህሓበሬታሕጋዊመሰንኣቶኢሳያስኣሰራርሓኣስፍሃኣባልኣገዳሲኤዝምልከትደፈ/ሽ
ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣቦ ወንበሩ ዝነበረ መስፍን ሓጎስ ንዘቕረቦ ስልጣን ናይ ምልቃቕ ሕቶ ብምቕባል ንኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ ከምዝተከኦ ሓቢሩ። April 9, 2009 12:20 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣቦ ወንበሩ ዝነበረ መስፍን ሓጎስ ንዘቕረቦ ስልጣን ናይ ምልቃቕ ሕቶ ብምቕባል ንኣቶ ተስፋሚካኤል የውሃንስ ከም ኣቦ ወንበር ሰልፊ ከምዝተከኦ ሎሚ 9 ሚያዝያ 2009 ኣብ ዝለኣኾ ጋዜጣ መግለጺ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ሓጎስሕቶመስፍንምልቃቕሰልፊስልጣንብምቕባልተስፋሚካኤልናይንኣቶንዘቕረቦኣቦኤርትራ፡ከምዝተከኦወንበሩዝነበረየውሃንስደሞክራሲ
መልሲ: ነቲ ብግዱሳት ተኻታተልቲ ንኣቶ ሃብተማርያም ዝቐረበ July 21, 2008 8:51 pmፖለቲካassenna00 SHARE መልሲ: ነቲ ብግዱሳት ተኻታተልቲ ንኣቶ ሃብተማርያም ዝቐረበ - ምንጪ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት READ MORE POST TAGS: ሃብተማርያምመልሲብግዱሳትተኻታተልቲነቲንኣቶዝቐረበ
እዋናዊ፡ ቅሉዕ ደብዳቤ ንኣቶ ኢሳያስ አፍወርቂ June 21, 2008 1:16 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ከምቲ ትፈልጦ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሉ ህዝቢ ዓለም ብሰላምን ራህዋን ምንባር ኢዩ። ነዚ ንምርግጋጽ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ድማ ናጽነቱ አረጋጊጹ። ብድሕሪ እዚ ድማ አብ ውሽጥን ደገን ዝነብር ህዝቢ ሃገሩ ንኽሃንጽ ካብኡ ዝድለይ ኩሉ ብምውፋይ እኳ ድኣ አብ ካልኦት ሃገራት ብዙሕ ዘይርኣይ ወፈያ ገንዘብን ጉልበቱን ከበርክት ዓለም ምስክሩ እያ። Continue reading POST TAGS: ቅሉዕንኣቶአፍወርቂኢሳያስእዋናዊ፡ደብዳቤ
እወ! ኤርትራና ህያብ ስዋኣትና እያ! መልሲ ንኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ (ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ) July 19, 2007 11:01 pmፖለቲካassenna00 SHARE ትማሊ ዕለት 18 ሓምለ 2007 ሓደ ጽሑፍ ብኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ ዝተባህለ ዝተጻሕፈ፣ ኤርትራ ህያብ ስዋኣትና ኢያ፣ ንምዕቃባን ንምሕያላን ንጽዓር፣ ንጽባሕ ንጠምት፣ ብዝብል ኣብ ድምጺ መሰልና ደሊና ሰሚዕና። ኣብ ትሕዝትኡ፣ ግልብጥሽ ብዝኾነ ኣዘራርባ፣ መንእሰይ ሃገርካ ሕድሪ ስዋኣትካ ገዲፍካ ትሃድም ኣሎኻዶ ካልእዶ ብምባል ብቃና ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ምስ ሰማዕኩ ተዳናጊረ። Continue reading POST TAGS: ህያብሓጎስመልሲመሓዙታንሰላማዊትንስዋኣትናተስፋማርያምንኣቶኣስመራኤርትራናእወእያካብ