ኣብ ኣዲስ ኣበ ኣሽሓት ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። April 21, 2011 11:37 pmኣፍሪቃassenna10 SHARE ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም Continue reading POST TAGS: ህግደፍመዓስከራትማእከላይሰላማዊሰልፊሰፊሕስደተኛታትንባሕሪብምቅዋምንብምዝካርንንስርዓትንግዳያትኣበባንኣብኣካይዶም።ኣዲስኤርትራውንዝርከቡዝተፈላለዩጃምላዊ
ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ19 በጺሑ። March 21, 2010 10:03 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ንግዚኡ ክንጠቕሶ ኣብ ዘይደለና ሃገር ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ 19 በጺሑ ከምዘሎ፡ ገለ ካብኣቶም ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓጺር ቃለመጠየቕ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓይሊኣየርሰሙናትቀረባቁጽሪበጺሑ።ብምርሕራሕናይቶምንስርዓትኣባላትኣብኣብዚኤርትራ19ወጻኢዑቕባዝሓለፈዝሓተቱ
ኣብ ምጥያስ ዝርከብ ሓድሽ መንግስቲ ሶማልያ፡ ኣጽዋር ናብ ሃገሩ ብምእታዉ ንስርዓት ህግደፍ ከሲሱዎ። May 4, 2009 11:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሚኒስተር ጸጥታ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዑመር ሓሺ ኣደን ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ ኤርትራ ነፋሪት ብላድ-ዶግለ ኣብ ዝብሃል ካብ መቓድሾ 100 ኪሎሜተር ርሒቑ ኣብ ታሕተዋይ ሸበሌ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለበት ብምጥቃስ፡ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሶማል ጣልቃ ብምእታዉ ከምዝኸሰሶ፡ APA ዝተባህለ ናይ ኣፍሪቃ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገሩህግደፍሓድሽመንግስቲምጥያስሶማልያ፡ብምእታዉናብንስርዓትኣብኣጽዋርከሲሱዎ።ዝርከብ
ሶማሊ-ላንድ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ጣልቃ ብምእታዉ ብትሪ ወቒሳ። April 14, 2009 4:43 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ብበይንኣዊ መንገዲ ሃገርነት ዝኣወጀት ሶማሊ-ላንድ፡ ኤርትራ ንጉዳይ ስርዓቱ ብዝምልከት ንዝዘርግሓቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ብጣልቃነት ብምቅዋም፡ ተሪር ወቒሳ ዝሓዘ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍላንድሶማሊብምእታዉብትሪንስርዓትኣብወቒሳ።ዘይምልከቶጉዳይጣልቃ
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝርከቡ ኤርትርውያን ንስርዓት ህግደፍ ዝዅንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። February 22, 2009 7:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሎሚ ሰንበት 22 ለካቲት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣብቲ ብ ተቓወምቲ ውድባት፡ ኣባላት ሲቪካውያን ማሕበራት፡ ናይ ሚድያ ማዕከናትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ብምትሕብባር ዝወደቡዎ ኣብ ከተማ ለንደን ኣፍደገ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተኻየደ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብምስታፍ ምእንቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያንን ድሕነት ሃገርና ኤርትራን ድምጾም ኣስሚዖም ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰላማዊሰልፊብሪጣንያንስርዓትኣብኣካይዶም።ኤርትርውያንዓባይዝርከቡዝዅንን
ድምጻዊ ዳዊት ራዛ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ። September 28, 2008 8:58 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኩላትና ከም እንዝክሮ፡ ዓመት መጸ ኣብዚ ወርሓት’ዚ ስርዓት ህግደፍ ብጉልባብ ፌስቲቫላት ኣመኽንዩ ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡለን ሃገራት ዓለም እናተንቀሳቐሰ ናይ ዝምታ ወፈራ ዘካይደለን ምዃነን ርዱእ ኮይኑ፡ ነዚ ንምትግባር ክኣ ካብ ኤርትራ ብዝተላእኩ ስነ-ጥበባውያን ጌሩ ነቲ ጸረ ህዝቢ ተግባራቱ ከም ዘሰላስሎ ዝፍለጥ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍራሕሪሑ።ራዛንስርዓትዳዊትድምጻዊ