መልሲ ብኣይተ በረኸት ንዝጻሓፍ ብዛዕባ ኤርትራውያን ተቀማጦ ሸፊልድ March 30, 2011 3:14 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣታሃዳድና ቆቃሕ ዘይክእል ሲ ኣይሃዳናይን … ዝብል ምስላ ንከም ባዓል ኣይተ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኮምሽን ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ ንዝጽሕፎ ዘሎ ብዛዕባ ኤርትራውያን ተቀማጦ ሸፊልድ ብስለት ዘይብሉ ፖለቲከኛ ኣብ ዘየድልዮ ቆሎ ጥጥቆ ዝኮነ ጽሑፋት ብመገዲ ማዕከናት ጀበርቲ.ኮም ፣ ኣሰና.ኮም፣ ተጎሩባን ኣስማሪኖ.ኮም ሓቂ ንከምስል የቃልሕ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: መልሲሸፊልድበረኸትብኣይተብዛዕባተቀማጦንዝጻሓፍኤርትራውያን
ደለይቲ ለዉጢ: ፍትሕን ደሞክራስን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን November 12, 2010 12:54 amMessageassenna00 SHARE ዝኸበርክን ደለይቲ ለዉጢ፤ ፍትሕን ደሞክራስን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን፣ Continue reading POST TAGS: ለዉጢመልበርንንተቀማጦኣንስቲዮኤርትራከባቢኣንደለይቲደሞክራስንደቂፍትሕን
ህዝባዊ ኣኼባ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ደንቨርን ከባቢኣን November 25, 2009 8:52 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ምምህር ተስፉ ዘውደ፡ኣብ ህለው ኩነታት ሃገርና ኤርትራን ዞባናን ኣመልኺቱ ሰፊሕ ብመርትዖ ዝተሰነየ ምግለጺ ክገብር ኢዩ። ምምህር ተስፉ ከም ገዲምን ምኩርን ተጋዳላይ መጠን፡ንታሪክ ሰውራ ኤርትራ ኣመዓባብልኡን ኣብ ጉዕዞ ሰውራታት ዘጋጠመ ፍጻሜታት፡ብጠቅላላ ቅድምን ድሕርን ናጽነት፡ብፍላይ ድማ ነዚ ህዝብና ገጢምዎ ዘሎ ተርክቦ፡መብገሲኡን ኣመጻጽእኡን፡ብኸምይ ምፍትሒ ከምዝርከቦ ብዕምቆት ክድህስስ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊተቀማጦንኹሎምኣኼባኤርትራውያንከባቢኣንደንቨርን