ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ (ኣስመራ) ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ ኤርትርውያን ጸሎት ፍትሓት ድሕሪ ምግባሩ 3 ካብ ላዕለዎት መንፈሳውያን መራሕቱ ብህግደፍ ከምዝተኣስሩ ተሓቢሩ። April 27, 2011 11:49 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ብ21 ሚያዝያ፡ ማለት ሓሙስ ጽግቦ፡ ኩለን ኣብ ኣስመራ ዝርከባ ናይ ካቶሊክ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝሃለቑ ኣስታት 400 ንጹሃት ኤርትራውያን ጸሎተ ፍትሓት ድሕሪ ምግባረን፡ በዚ Continue reading POST TAGS: ላዕለዎትመራሕቱመንፈሳውያንማእከላይምግባሩባሕሪቤተክርስትያንብህግደፍተሓቢሩ።ነቶምኣስመራኣብኤርትራኤርትርውያንከምዝተኣስሩካብዝሃለቑድሕሪጸሎትፍትሓት
ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ሃሊቖም ከምዘለዉ ተሓቢሩ። April 5, 2011 9:57 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE (ነዚ እንደገና ብተወሳኺ ሓበሬታ ዝተመሓየሸ ዜና ንምርኣይ ብሰማያዊ ሕብሪ ተጻሒፉ ዘሎ ሕጡበ-ጽሑፋት ተመልከቱ) ነዚ ዘሕዝን ፍጻሜ’ዚ ብዝምልከት ዘዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከነስዕበልኩም ምዃና ከምዝሓበርናኩም፡ ብፍላይ ንቑጽሪ ናይቶም ግዳያት ብዝምልከት ዝረኽብናዮ ዝያዳ ዝተጻረየ ሓድሽ ሓበሬታ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። Continue reading POST TAGS: 330breakingnewsሃሊቖምሊብያማእከላይምዃኖምስደተኛታትባሕሪ፡ብጅምላተሓቢሩ።ኣብኤርትራውያንከምዘለዉኩሎምዝንገረሎምገማግም
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት