ኣብ መዓስከር ሳዋ ካብ ዝርከብ ቤትምህርቲ ንዘምለጡ መማህራን ንምትካእ ብዙሓት ተማሃሮ ከም መማህራን ከገልግሉ ተሓርዮም ተሪፎም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 1, 2010 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መማህራንመዓስከርምንጭታትሳዋቤትምህርቲብዙሓትተሓርዮምተማሃሮተሪፎምንምትካእንዘምለጡኣብከምከምዘለዉከገልግሉካብዝርከብ
ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ የገድድ ኣሎ። ብምኽንያት “ህድማ” ደቆም ከኣ ብዙሓት ወለዲ ኣሲሩ። February 23, 2009 4:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ ናይ ዝተቐትሉ ደቆም መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ናብ ምምሕዳር ዓዲዃላ ጸዊዑዎም ከምዘሎ፡ እዚ ስግንጢራዊ ስራሕ ናይቲ ባዕሉ ገበነኛ ክንሱ ንግዳያት ዘዐዲ ስርዓት ንህዝቢ ኣርሚሙዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ብኣንክሮ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: “ህድማ”ህግደፍመቕጻዕቲስድራቤታት፡ባዕሉብምኽንያትብዙሓትኣሎ።ኣሲሩ።ከኣክኸፍሉወለዲዝረሸነሎምየገድድደቆምገንዘብ
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ዝመደበሮም ብዙሓት ነጋዶ ኣሲሩ ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ። April 12, 2008 8:03 pmእዋናዊ ዜናassenna10 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ጠንቁ ብዘይተነጸረ ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ዝመደበሮም ብዙሓት ነጋዶ ኣሲሩ ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍምህላዉምንጭታትስርዓትብዙሓትነጋዶኣሲሩኣስመራኣብዝመደበሮምይሕብሩ።
እቲ ብዙሓት ኤርትራውያን ናብ ኢውሮጳ ዝሰግሩሉ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ብቐጻሊ ሓደገኛ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። May 28, 2007 8:50 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ብዘየተኣማምና ጀላቡ ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩሉ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ብቐጻሊ ሓደገኛ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓደገኛማእከላይባሕሪብቐጻሊብዙሓትናብኢውሮጳኣሎ።ኤርትራውያንእቲእናኾነዝሰግሩሉይመጽእጉዕዞ
ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም። May 26, 2007 8:43 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ምብራቓዊ ክፍሊ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ጂጂጋን ደጋቡርን ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 16 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 67 ከምዝቖሰሉ መርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ሓቢራ። Continue reading POST TAGS: መጥቃዕቲሞይቶም።ሰባትብዙሓትብዝተኻየደኢትዮጵያኣብ
ናጽነት: ፍረ ብዙሓት ጻማ ውሑዳት May 11, 2007 11:22 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እቶም ንነብሶም ከም ፈጠርቲ ኤርትራ ዝርእዩዋ ውልቀመለኽቲ፡ ኣብ ነጻነት ካብ ዘፍረዩዎ ዘዕነዉዎ ስለዝበዝሐ 'ኣብ ጥርሙዝ ቴለቭዥን ብቕያን ታሪኽን ናይቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ ክምልክዑ ሒዅ ይብሉ 'ኳ እንተለዉ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ናይቲ ትማሊ ዘሐብን ታሪኽ፡ ካብዚ ናይ ሎም ዘሕንኽን ዘስገድግድን ተግባራቶም ዝነፊ ልቢ ኣለዎ። Continue reading POST TAGS: ብዙሓትናጽነትውሑዳትጻማፍረ