ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ። May 20, 2011 7:55 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ብዕለት 14 ግንቦት 2011 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ።ኣብ ኖርወይ፡ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ክምስረት መጀመርያኡ ኣይኮነን። ናይ ሎሚ 25 ዓመት፡ በቶም ውሑዳት ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተመስሪቱ ኔሩ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 2011ሓድሽንማሕበረሰብብዕለትተመስሪቱ።ነጻንኖርወይ፡ኣብኤርትራውያንኦስሎ፡ከተማግንቦት
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብዕለት 21/02/2008 ዝተመስረተሉ 2ይ ዓመት ፈስቲቫል ብዓቢ ፍናን ተኸቢሩ ውዒሉ። March 13, 2008 11:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብቲ ፈስቲቫል ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ቡዙሓት ኣባላት ሰልፊ ናህዳ ከምኡ’ውን ተራሃረህቲ ዜጋታት ዕዱማት ሃገራውያንን ገዳይም ተቓለስትን ክርከቡ እንከለዉ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኣቶ ኑር መሓመድ እድሪስ ማለት (ኣባል መሪሕነት ተቓወምቲ ሰልፍታት) ኣብቲ ኣኼባ ብምስታፉ ነቲ ፈስቲቫል ዓቢ ድምቀት ክህቦ ኪኢሉ። Continue reading POST TAGS: 21/02/20082ይሰልፊብዓቢብዕለትተኸቢሩናህዳኤርትራውዒሉ።ዓመትዝተመስረተሉፈስቲቫልፍናን