Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብዕለት 21/02/2008 ዝተመስረተሉ 2ይ ዓመት ፈስቲቫል ብዓቢ ፍናን ተኸቢሩ ውዒሉ።

ኣብቲ ፈስቲቫል ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ቡዙሓት ኣባላት ሰልፊ ናህዳ ከምኡ’ውን ተራሃረህቲ ዜጋታት ዕዱማት ሃገራውያንን ገዳይም ተቓለስትን ክርከቡ እንከለዉ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኣቶ ኑር መሓመድ እድሪስ ማለት (ኣባል መሪሕነት ተቓወምቲ ሰልፍታት) ኣብቲ ኣኼባ ብምስታፉ ነቲ ፈስቲቫል ዓቢ ድምቀት ክህቦ ኪኢሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT