ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድን ለንደን ዓዲ እንግሊዝን ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። March 25, 2011 3:32 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣብያተ ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ ‘ውን ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍን ብዓይነቱ፡ ተሳታፍነቱን ናይ ተቓውሞ መንፈሱን ፍሉይ ዝኾነ ንውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ውዕዉዕ ዘላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍለንደንሰልፊስርዓትስዊዘርላንድንብዓይነቱንውድቀትኣሎ።ኣብእንግሊዝንውዕዉዕዓዲዘላማዊዝኾነዝጽውዕይካየድዲክታተርያዊጀኔቫፍሉይ
ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብዓይነቱ ዝተፈልየ ዕዉት ፈስቲቫል ኣካይዶም። August 24, 2008 2:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቓልሲ ኤርትራ (ባሕቲ መስከረም) ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ዝወደቡዎ “ፈስቲቫል ሰላም”፡ ንሃገራዊ ናይ ቃልስን ሓርነትን መንፈስ ብዘለዓዕል ፍሉይን ምዕሩግን ኣገባብ ትማሊ 23 ነሓሰ ኣብ ለንደን ብዓወት ተኻይዱ። Continue reading POST TAGS: ማሕበራትንሲቪካውያንብሪጣንያብዓይነቱተቓወምቲኣብኣካይዶም።ውድባትንዓባይዕዉትዝመደበሮምዝተፈልየፈስቲቫል