ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ ብኣንቶንዮ ተስፋይ 14 ጥቕምቲ 2010 October 15, 2010 12:23 amህይወትassenna00 SHARE ካልእይ መወዳእታ ክፋል መንግስቲ ፈልስጢን ኣየድልን እዩ። መንግስቲ እንተደለዩ ከኣ ምስ ህዝቢ የርዳኖስ ሓደ ኮይኑ መንግስቲ መስሪቶም ክቅጽሉ ይግባእ ኢሉ ኢሰያስ ኣፈውርቂ። ጕዳም ዘረባ። ጽቡቕ ንባብ። Continue reading POST TAGS: 2010ህምልካዊስርዓትብኣንቶንዮተስፋይትያትሮኣስመራዲግጥቕምቲፍ
ትያትሮ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣስመራ – ብኣንቶንዮ ተስፋይ October 14, 2010 2:00 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኣፍቶን ብላደት ዝተባህለ ጋዜጣ ልኡኽ ናብ ኣስመራ ኸይዱ፡ እቲ ጋዜጠኛ ካብ ሽወደን ክብገስ እንከሎ ንሰበ ስልጣን መላኺ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ክዘራረብ ብፍላይ ምስ ፕረሲደንት ቃል መሕተት ከካይድ ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ቆጸራ ተታሒዙ ምስ መሳርሕቱ ተበጊሱ። Continue reading POST TAGS: ህምልካዊስርዓትብኣንቶንዮተስፋይትያትሮኣስመራዲግፍ
ጉድ ጕዶ ሃገራዊ ዋዕላ – ብኣንቶንዮ ተስፋይ June 22, 2010 6:17 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ ኣብ ምስድሪ ተጎድጕዱ ምስ ነቐጸ ቀቀሊጥካ፡ መፍልሒ ማይ፡ መብሰሊ ጸብሒ፡ ከም መሰንከቲ ነዳዲ ከኣ ኣብ እቶን ፡ ሞቝሎ ከኣ ትጥቀመሉ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊብኣንቶንዮተስፋይዋዕላጉድጕዶ
ዑደት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ስቶክሆልም – 22 ግንቦት 2010 – ብኣንቶንዮ ተስፋይ June 13, 2010 8:45 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮ ኣባል ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ዝመርሖ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ድሕሪ ቐትሪ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ቅድሚ ኣብ’ዚ ናይ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ዝተኻየደ ኣኼባ ህጽር ዝበለ ጸብጻብ ምቕራበይ ገገለ ናይ ዝሓለፈ ተመክሮታት ክጠቕስ እፈቱ። Continue reading POST TAGS: 2010ሃገራዊስቶክሆልምሽማግለብኣንቶንዮተስፋይኣብዋዕላዑደትግንቦት
ሕጊ 90 ደቂቕን፡ ሃገራዊ ዋዕላን – ብኣንቶንዮ ተስፋይ June 9, 2010 7:38 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ሕጊ 90 ደቂቕ ኣብ 1567 ብሎሚ ብልክዕ ቅድሚ 943 ዓመታት ዝጀመረ ሕጊ’ዩ። እዚ ሕጊ 90 ደቒቕ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣህጉራዊ ሕጊ ማዕቢሉ፡ እንዳተመሓየሸ ዝመጸ እንተዀነ፡ እቲ ነቲ ዝፈላልዮ ናይ ምዕባለ መስርሕ፡ ኣገባብ፡ ዓይነት ግን ብሕጊ ዝተወሰነ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊሕጊብኣንቶንዮተስፋይዋዕላንደቂቕን፡
ናይ ሓሶት ለቖታ ! ካልኣይ መወዳእታን ክፋል – ብኣንቶንዮ ተስፋይ May 18, 2010 10:57 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ለቖታሓሶትመወዳእታንብኣንቶንዮተስፋይናይካልኣይክፋል
ናይ ሓሶት ለቖታ ! ልቢ ወለድ ድርሰት – ብኣንቶንዮ ተስፋይ ( ቀዳማይ ክፋል) May 16, 2010 1:21 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ኣብ’ዚ ናይ ሓሶት ለቖታ ዝብል ድርሰት ከስፍሮ ዝደለኹ መልእክቲ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰለስተ ወርሒታት ኣብ መርበብ ሓብሬታ ክጻሓፍ ዝጸንሐ፡ ጸይቕን፡ በታንን፡ ዘራጊ ሓድነት ዘይሓላፍነታዊ ዝዀነ ቢሂላት ብምጽራር ንምግላጽ እዩ። Continue reading POST TAGS: ለቖታልቢሓሶትቀዳማይብኣንቶንዮተስፋይናይክፋልወለድድርሰት