ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ዘሎ ስርዓት ቀዛፊ ንምርዳእ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ ምንጭታት ሓቢሮም። March 1, 2011 1:21 amNewsassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ነቕነቕ ዝብል ዘሎ፡ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ዝኾነ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቐዛፊ ንምርዳእ፡ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝብንህግደፍሓቢሮም።ምንጭታትሰራዊትሰራዊትንስርዓትቀዛፊብተቓውሞተሓኒቑትሪቡሊነቲናብንምርዳእከምዝለኣኸዘሎ

ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ሽወደን ኣብ ቤተክርስትያን ከካይዱዎ ዝፈተኑ ፖለቲካዊ ስብከት ብተቓውሞ ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ። January 19, 2010 6:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ኣብ ሓደ ቤተክርስትያን መቕደስ እናተኸታተሉ ኸለዉ፡ ናብቲ ቤተ-መቕደስ ብምእታው ንህዝቢ ፖለቲካዊ ስብከት ህግደፍ ከመሓላልፉ ዝፈተኑ ልኡኻት ህግደፍ፡ እቶም ቀሺ “ኣይትሃውኹና ግደፉና በጃኹም፡ እዚ ቤት ኣምላኽ፡ ቤት ጸሎት እዩ” ኢሎም ብምቅዋም ደው ከምዘበሉዎም ምንጭታት ካብ ስቶክሆልም ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልኡኻትስብከትሽወደንቤተክርስትያንብተቓውሞተፈሊጡ።ኣብከምዝፈሸለከካይዱዎዝፈተኑፖለቲካዊ