ምልክዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ስርሑ ኣየጓደለን ! – ሙሉእ ብምሉእ! June 21, 2010 10:29 pmፖለቲካassenna00 SHARE እዚ ሙሉእ ብምሉእ ዝብል ኣርእስቲ ምስልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ብሓጎስ ተድላ፡ ብሰላም ስኒት፡ ፍቕርን ልውሃትን፡ ዕብየትን ራህዋን ብምልኣት ሃገራዊ ሓድነት ዝገልጽ ዘይኮነስ፡ ብሙሉእ ጥፋእ፡ ንዴት፡ ሓዘን፡ ምፍልላይ፡ ክሳራ፡ ጸልማት፡ ስደት ሞት፡ ሓዘን ስቓይ፡ ዘይፍትሓዊ ማሕበራዊ ሂወት ህዝቢ ኤርትራ ዝገልጽ ድርሰት’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሙሉእምልክዊስርሑስርዓትብምሉእኣብኣየጓደለንኤርትራ
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምምካት ተወሃሂዶም ክሰርሑ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። December 2, 2007 11:44 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራት፡ መደበራት ዜናን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ሎሚ 2 ሕዳር ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምምካትን ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእን ኣብ ሓደ ጽላል ሰሚሮም ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ዕማም ከካይዱ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። ነቲ ብስምረት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ናይ መኸተ ዕማማቶም እተወሃህድ ሓባራዊ ሽማግለ ‘ውን ኣቝሞም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍማሕበራትንምምካትሲቪካውያንስርዓትብምሉእተሰማሚዖም።ተቓወምቲተወሃሂዶምኣብእንግሊዝክሰርሑውልቀምልካዊውድባትንዓዲዝመደበሮምድምጺ