‘ቅያ ዓሰርተ ሸሞንተ ዓመታት’ – ብዘይ ጋብኻ ወለል ብዘይ ጠስምኻ ጸረር May 25, 2009 5:59 amፖለቲካassenna00 SHARE መኪና ህግሓኤ ሓደ መራሒን ብርክት ዝበሉን ተሓጋገዝትን ሒዛ ነስመራ ክትኣቱ ከላ ምስኪናይ ህዝብና፣ “ደጊም ሞት ከም ኣዳም፣ ሃገርና ሽሻይ ብሽሻይ ክትከውን’ያ! ደርጊ ካብ ጠፍአ ኩሉ ሓጥያትና ንግፍ ኢሉ ምስኡ ክበንነልና’ዩ! ኣምላኽ ነዛ መዓልቲዚኣ ከየርኣኻ እንቋዕ ኣይቀተልካና፣ ወዘተ” ዘይበለ ኣይኮነን፣ እዚ ትምኒት’ዚ ከም ጨው ሓቒቑ ክተርፍ ግን ግዜ ኣይወሰደን። Continue reading POST TAGS: ሸሞንተቅያብዘይወለልዓመታትዓሰርተጋብኻጠስምኻጸረር
ወዲ ጕላይ ገባር ቅያ! …ሓሙሽተ ዓመታት ኣይወሓደንዶ? April 15, 2009 4:35 pmፖለቲካassenna00 SHARE ወዲ ጕላይ ከም ኣመሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ንኣስታት ሰለሰተ ዓመታት ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ብዝፈጸሞ ናይ ጕቦን ምጥፍፋእን ኣብ ቀይዲ ጸኒሑ። ኣብ ፍሉይ ቤትፍርዲ ምስ ቀረበ ድማ በቲ ዝፈጸሞ ናይ ጕቦን ምጥፍፋእን ገበን ንሓሙሽተ ዓመታት ክእሰርን 1.2 ሚልዮንን ክኸፍልን ወይ ድማ ገንዘብ ክኸፍል እንተዘይክኢሉ ብኣጠቓላሊ ሸሞንተ ዓመታት ክእሰር ተበዪኑሉ። ወዲ ጕላይ መን’ዩ? እንታይ ገበንከ ፈጺሙ ኣበይ ዝብሉ ሕቶታት ንምምላስ ንድሕሪት ተመሊስና ታሪኹ ንመልከት። Continue reading POST TAGS: ሓሙሽተቅያኣይወሓደንዶወዲዓመታትገባርጕላይ