ቅሉዕ መልእኽቲ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ሳንድየጎ February 19, 2010 8:59 pmሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሃገሩ ከም ዘፍቅርን ከም ዘኽብርን ምንም ጥርጥር የብሉን። አብ ስልጣን ዘሎ ህግደፋዊ መላኺ ስርዓት’ውን ነዚ ስሚዒት’ዚ ስለዝፈልጥ፣ ናይ ህዝብና ስሚዒት መዝሚዙ ብምብላጽ፣ ንጹሃት ዜጋታት ብምግጋይ ክንደይ ጊዜ ኢዩ ብሽም ኤርትራን ህዝባን እከይ ተግባርን፣ ሐደገኛ ሽርሕን ዘይፈጸመ። Continue reading POST TAGS: መልእኽቲሳንድየጎቅሉዕተቐማጦንኤርትራውያን
እዋናዊ፡ ቅሉዕ ደብዳቤ ንኣቶ ኢሳያስ አፍወርቂ June 21, 2008 1:16 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ከምቲ ትፈልጦ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሉ ህዝቢ ዓለም ብሰላምን ራህዋን ምንባር ኢዩ። ነዚ ንምርግጋጽ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ድማ ናጽነቱ አረጋጊጹ። ብድሕሪ እዚ ድማ አብ ውሽጥን ደገን ዝነብር ህዝቢ ሃገሩ ንኽሃንጽ ካብኡ ዝድለይ ኩሉ ብምውፋይ እኳ ድኣ አብ ካልኦት ሃገራት ብዙሕ ዘይርኣይ ወፈያ ገንዘብን ጉልበቱን ከበርክት ዓለም ምስክሩ እያ። Continue reading POST TAGS: ቅሉዕንኣቶአፍወርቂኢሳያስእዋናዊ፡ደብዳቤ
ምቅንጃው ዮሴፍ ብመሰለይ – ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ኤምዲሰመ April 20, 2008 10:46 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ነቲ ምቅንጃው ገድሊ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንገድልን ታሪኹን ኣካፊኡ ንኤርትራዊ መንነትን ናጽነትን ክድምስስ ዝፈተነ ጸሓፋይ ንምቅንጃው ዘቕረቡዎ ጽሑፍ ዘይፍትሓዊ ኮይኑ ረኺበዮ። ብኤለትሮኒካዊ ጋዜጣ ዝተዘርግሐ ኤለትሮኒካዊ ሓሶት ‘ዩ እንተበልኩዎ ‘ውን ኣየጋነንኩን። Continue reading POST TAGS: ምቅንጃውቅሉዕብመሰለይናብኤምዲሰመዮሴፍደብዳበ
ቅሉዕ ደብዳቤ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን April 19, 2008 10:58 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ቅሉዕ ደብዳቤ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን – ካብ ሕብረት ኢርትራውያን ስያትል Continue reading POST TAGS: ቅሉዕንኤርትራዊኪዳንደብዳቤዲሞክራሲያዊ
ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ዝኸበርኩም ዶር በረኸት ሃብተስላሰ: July 18, 2007 8:57 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ብሓቂ ዕድለኛያ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል፣ ሕፉራት ሰባት ንዕኦም ኮሪዕም ንዓዶም ዘኹርዑ ደቂ ከተፍሪ ብምኽኣላ። ሰብ ወዲ ሰብ ዘኹርዖ እንታይ እንተ ኢልና፣ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል ኢዩ። ብዓቢኡ ግን ብወገን Continue reading POST TAGS: ሃብተስላሰመንስድራናንቅሉዕበረኸትናብዝኸበርኩምዞምይከላኸለሎምደቅናንደብዳቤዶር
ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ: ካብ ሰለስተ ጉሁያት ኣቦታት። June 6, 2007 11:46 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዓድና ኣብ ክንዲ ዓዲ ምትሑቑቛፍን ምትሕልላይን፣ ዓዲ ማእሰርትን፣ ቁጽያን ምትህልላኻትን ኮይና። ቅድሚ ሕጂ ንደገ ወጺኡ ዘይፈልጥ ናይ መራሕቲ ፍልልያት ብዕሊ ተጋሂዱ። ህዝቢ ምስ መን ከምዝኸውን ማእዝኑ ጠፊእዎ። መፍቶት ከም ሃገር ክንህሉ ዘይደልዩና ባእታት ኮይና። እቲ ሕቡኑን ሕፉሩን ኤርትራዊ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ርእሱ ብምድናን ክመሻኸን ጀሚሩ። ዛጊት ‘ውን 7 ዓመታት ኮይኑ ንድሕሪቲ ክንምለሰሉ ኣብ ዘይንክእለሉ በጺሕና ክበሃል ዝከኣል ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገረሰለስተቅሉዕናብኣቦታት።ኤርትራካብደብዳቤጉሁያትፕረዚደንት