ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ። January 5, 2009 11:52 pmፖለቲካassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ምስጢር ክሓብእ ክብል፡ ብዘይ ዝኾነ ይኹን መሰነይታ ብሰላሕመላሕ ሓመድ ከምዘልበሶ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ስዩምተሰዊኡ።ተስፋልደትተጋዳላይኮሎኔልወዲገዲም
ኮረኔል ተስፋልደት ስዩም መንዩ? – December 21, 2008 3:04 amፖለቲካassenna00 SHARE ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ብዝለኣኹዎ ሓበሬታ መሰረት ኮለኔል ተስፋልደት ስዩም የማናይ ክፍሊ ኣካላቱ ለሚሱ ኣብ ሆስፒታል ሓይሊ ኣየር ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ይሕከም ከምዘሎ ደሃይ ካብ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ሕጂ ድማ ንድሕረባይታ ኮለኔል ተስፋልደት ስዩምን ኩነታት ማእሰርቱን ንምዝኽኻር ብኤልሳ ጭሩም ተጻሒፉ ኣብ ኣዝማሪኖ ተዘርጊሑ ዝነበረ ጽሑፍ ነቕርበልኩም። ኣሰና Continue reading POST TAGS: መንዩስዩምተስፋልደትኮረኔል
ስዩም ጸሃየ – ግዳይ ማእሰርቲ ስርዓት ህግደፍ July 18, 2008 9:27 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ስዩም ጸሃየ ብ1952 ኣብ ትኹል ካብ ኣቡኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያምን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ሮማ ሰለሞንን ተወሊዱ፡፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ጸጸራት ዝበሃል ቦታ ድማ፡ ዓብዩ። ኣቡኡ ወናኒ ናይ ኣብ ካምበቦሎ ዝርከብ ባር ዳኦስታ እዮም ኔሮም። Continue reading POST TAGS: ስዩምጸሃየ
ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ስዩም ጸሃየ “ጋዜጠኛ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ 2007” ተባሂሉ ብሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ተረቝሑ። December 5, 2007 8:09 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ካብ እዋን ሓርነታዊ ቓልስና ኣትሒዙ ጋዜጠኛ ዝነበረ፡ ካብ መስከረም 2001 ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሩ ዝሳቐ ዘሎ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ስዩም ጸሃየ “ጋዜጠኛ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ – 2007 ” ተባሂሉ ብሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ተረቝሑ። Continue reading POST TAGS: “ጋዜጠኛ2007”ስዩምብሪፖርተርስቦርደርስተረቝሑ።ተባሂሉተጋዳላይናይ’ዚኣውትኤርትራዊዊዝዓመት’ዚጋዜጠኛጸሃየ