ናይ ሰዓት መደብ ፈነወ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ድምጺ ኣሰና ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ 21 መጋቢት ፈሊሙ። March 21, 2011 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ሎሚ ጀሚሩ ዘሎ፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ማለት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን ብኣቋጻጽራ ኤርትራ ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ምሸት ዝፍኖ መደብ፡ ነታ ብፍላይ ናብ ኤርትራ ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ ጥራይ ትፍኑ ዝነበረት ራድዮ ኣሰና፡ ካብ ጽበት ግዜ ብመጠኑ ከገላግላ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓጺርመደብመጋቢትማዕበልራድዮሰኑይሰዓትናብናይኣሰናኤርትራድምጺፈሊሙ።ፈነወ
ልዓት ዘይብላ ሰዓት! October 7, 2010 12:08 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ልዓት ጓል ዕንጨይቲ ጽርብቲ ውልውልቲ ምትሓዛ ጥዕምቲ። Continue reading POST TAGS: ልዓትሰዓትዘይብላ
ርድኡ ! ርድኡ ! 90 ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ይሓቱ ኣለዉ። September 7, 2009 6:50 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 90 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ ናይ ሞትን ህይወትን ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ሓደ ካብኣቶም ሎሚ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ነርወይ ንዝረክቡ ቤተሰቡ ቴሌፎን ብምድዋል ርድኡና ክብል ጸዊዑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትርድኡሰዓትባሕሪኣለዉ።ኣሕዋትኣብኣብዛኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእዚኣ፡ይሓቱ
በታ ብውልቀመላኺ መላኺ ኢሳይያስ ብቐጥታ እትእዘዝ ዓፋኒት ጉጅለ፡ ሰለስተ ኣሕዋት ኣብ ሓደ ሰዓት ተረሺኖም። January 31, 2009 5:37 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሓደመላኺሰለስተሰዓትበታብቐጥታብውልቀመላኺተረሺኖም።ኢሳይያስኣሕዋትኣብእትእዘዝዓፋኒትጉጅለ፡