ምስ ኣባላት ራድዮ ባና፡ ሰናይት ሃብቱን ይርግኣለም ፍስሃን ዝበሃላ መማህራን-ደቀንስትዮ: ከምኡ ‘ውን ወጻእተኛታት ብህግደፍ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፍሊጡ። March 2, 2009 1:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ምስቶም ዝሓለፈ ሳምንቲ ብምልካዊ ህግደፍ ዝተኣሰሩ ዓሰርተታት ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ፡ ሰናይት ሃብቱን ይርግኣለም ፍስሃን ዝበሃላ መማህራን ደቀንስትዮ ከምዘለዋ ድሒሩ ዝመጽኣና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃብቱንመማህራንምስራድዮሰናይትባና፡ብህግደፍተኣሲሮምተፍሊጡ።ኣባላትከምኡከምዘለዉወጻእተኛታትውንዝበሃላይርግኣለምደቀንስትዮፍስሃን
ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ብዘጋጠማ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ተሰዊኣ። January 29, 2009 2:06 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህግደፍሰናይትቤትማእሰርቲብዘጋጠማተሰዊኣ።ተጋዳሊትኣሰቃቒኣብኣተሓሕዛደበሳይገዲም
ኤርትራዊት ሰናይት ሃብተማርያም ዘርኡ ካብ ምጥራዝ ዲሒና October 29, 2008 6:40 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰናይት ሃብተማርያም ዘርኡ ዝተባህለት ካብ ሃገረ ሱዳን ብናይ ኤርትራ ፓስፖርት ናብ ኔዘርላንድስ ዝኣተወት ኤርትራዊት ዜጋ፡ ብሕጋዊ በዓል ቤታ ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኤርትራ ንምብራር ንዝተኻየደ ፈተነ፡ ሕጋዊ መሳልል ተጠቒሙ ደው ከምዘበሎ ኣብ ኔዘርላንድስ ዝመደበሩ፡ ኤርትራዊ ማእከል ምርምርን ስነዳን /ERDC/ ዝተባህለ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሃብተማርያምምጥራዝሰናይትኤርትራዊትካብዘርኡዲሒና